መደብ 19 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
19 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 11ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 1 ¶10-15፡ ኣብ ገጽ 12 ዘሎ ሰሌዳ (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኤርምያስ 8-11 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ኤርምያስ 10:17-11:5 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ሰበይቲ፡ ሰብኣያ ኻብ ኣምላኽ ኪፈልያ ኸተፍቅደሉ የብላን—td 16ለ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ሰብኣይ፡ ሰበይቱ ንኣምላኽ ካብ ምግልጋል ክትክልክሎ ኼፍቅደላ የብሉን—td 16ሐ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
15 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር፧ ምይይጥ። ማቴዎስ 6:19-34 ትነበብ። እዘን ጥቕስታት እዚኣተን ኣብ ኣገልግሎት ብኸመይ ኪሕግዛና ኸም ዚኽእላ ኸኣ ግለጽ።
15 ደቒቕ፦ “ኣብ ናይ ንግዲ ቦታታት ብምትእምማን ስበኽ።” ሕቶታትን መልስታትን። ኣብ ናይ ንግዲ ቦታታት ብምዕያይ ጽቡቕ ኣሳልጦ ንዝረኸበ ሓደ ኣስፋሒ፡ ቃለ መጠይቕ ግበረሉ።
መዝሙር 14ን ጸሎትን