መደብ 10 መስከረም እትጅምር ሰሙን
10 መስከረም እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 23ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 9 ¶8-18 (30 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ህዝቅኤል 42-45 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ህዝቅኤል 43:13-27 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ በጃ፡ ተመዓራራዪ ዋጋ ነበረ—td 25ለ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ መንፈስ ቅዱስ ንኺወሃበና እንታይ ክንገብር ኣሎና፧ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
10 ደቒቕ፦ ብሕታዊ መጽናዕቲ፡ ጽኑዓት ኣገልገልቲ የፍሪ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 27-32 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።
10 ደቒቕ፦ ንዓኺ ኺወግኡሉ እተሰርሐ ኣጽዋር ኵሉ ኣይኪጠቅምን እዩ። (ኢሳ. 54:17) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2012፡ ገጽ 125፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፡ ክሳዕ ገጽ 126፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ከምኡውን ገጽ 181፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።
10 ደቒቕ፦ “ውጽኢታዊ ኣቀራርባ ተጠቐም።” ሕቶታትን መልስታትን።
መዝሙር 44ን ጸሎትን