ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/13 ገጽ 3
  • መደብ 28 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 28 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 28 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 1/13 ገጽ 3

መደብ 28 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

28 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 29⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 16 ¶1-7፡ ኣብ ገጽ 128 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ማቴዎስ 16-21 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ማቴዎስ 17:22–18:10 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ እያሱ እንታይ የሆዋ እተዛረቦ “ጽቡቕ ነገር” እዩ ኺፍጸም ከሎ ዝረኣየ፧—እያ. 23:14 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ፍታሕ እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ጸበ ባ፡ ካብ ሰብ ኣይርከብን—td 34መ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 55

5 ደቒቕ፦ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። ነቲ ኣብ ገጽ 4 ዚርከብ ንናይ ቀረባ እዋን ግምቢ ዘብዐኛ እተዳለወ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ ኣብ ለካቲት፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ኵሎም ኣብዚ ዕዮ እዚ ንኺካፈሉ ኣተባብዓዮም።

25 ደቒቕ፦ “ንዅሎም ኣሕዋት ኣፍቅሩ።” ሕቶታትን መልስታትን። ነቲ ኣብ መጀመርታን መወዳእታን ዚርከብ ሓሳብ ኣሕጽር ኣቢልካ ኸም መእተውን ከም መዛዘምን ጌርካ ተጠቐመሉ።

መዝሙር 53⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ