ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/13 ገጽ 1
  • መደብ 11 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 11 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 11 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 3/13 ገጽ 1

መደብ 11 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

11 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 38⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 18 ¶1-5 ኣብ ገጽ 142, 144 ዘሎ ሳጹናት (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ማርቆስ 13-16 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ማርቆስ 14:22-42 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ የሱስ ወዲ ኣምላኽን ንጉስ ኪኸውን እተሾመን እዩ—td 36ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ብየሱስ ክርስቶስ ምእማን ንድሕነት ኣድላዪ እዩ—td 36ለ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 5

10 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር። ምይይጥ። ማቴዎስ 10:7-10 ከምኡውን ሉቃስ 10:1-4 ይነበባ። እቲ ጸብጻብ ብኸመይ ኣብ ኣገልግሎትና ኺሕግዘና ኸም ዚኽእል ግለጽ።

10 ደቒቕ፦ ኣገልግሎትካ እተስፍሓሉ መገድታት—1ይ ክፋል። ኣብ መጽሓፍ እተወደበ፡ ኣብ ገጽ 111፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳብ ገጽ 112 ሕጡብ ጽሑፍ 2 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ኣገልግሎቶም ንምስፋሕ ናብ ካልእ ቦታ ንዝገዓዙ ወይ ካልእ ቋንቋ ንእተማህሩ ሓደ ወይ ክልተ ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። እንታይ ኪስግርዎ ዝነበሮም ብድሆታት ኣጋጢምዎም፧ ስድራ ቤቶም ወይ ኣባላት ጉባኤ ብኸመይ ሓጊዞምዎም፧ እንታይ በረኸት ረኺቦም፧

10 ደቒቕ፦ “ንበዓል ዝኽሪ ብሕጕስ ልቢ ተዳለወሉ።” ሕቶታትን መልስታትን። ንበዓል ዝኽሪ ዚምልከት ኣብ ጉባኤኹም እተገብረ መሰናድዎታት ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጽ። ሰባት ንበዓል ዝኽሪ ንምዕዳም ኣብ ዚግበር ወፈራ፡ ኣብ ጉባኤኹም ዚርአ ዘሎ ምዕባለ ሓብር።

መዝሙር 8⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ