10 ለካቲት እትጅምር ሰሙን መደብ
10 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 22ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
jr ምዕ. 2 ¶14-19፡ ኣብ ገጽ 25 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 25-28 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 25:19-34 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ቃል ኣምላኽ ብመሪሕነት መንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ እዩ—td 9ሀ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ንኽፍኣት ፈንፍንዎ—lv ገጽ 65 ¶8-11 (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
15 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር፧ ምይይጥ። ዮሃንስ 4:6-26 ትነበብ። እቲ ጸብጻብ ብኸመይ ኣብ ኣገልግሎትና ኺሕግዘና ኸም ዚኽእል ግለጽ።
15 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንዝረኸብካዮ ተገዳስነት መዝግቦ።” ምይይጥ። ኣብ ትሕቲ እቲ “እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧” ዚብል ንኡስ ኣርእስቲ ንዘሎ ነፍሲ ወከፍ ነጥቢ ኽትመያየጡሉ ኸለኹም፡ እቲ ርእይቶ ጠቓሚ ዝዀነ ስለምንታይ ምዃኑ ሓሳብ ምእንቲ ኺህቡ፡ ንሰማዕቲ ዓድሞም።
መዝሙር 44ን ጸሎትን