ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/14 ገጽ 1
  • መደብ 8 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 8 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 8 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 12/14 ገጽ 1

መደብ 8 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

8 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 6⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

Jr ምዕ. 15 ¶1-6፡ ኣብ ገጽ 184 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እያሱ 1-5 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ እያሱ 1:1–18 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ቀዳሞት ክርስትያናት መዓልቲ ልደቶም ይኹን በዓል ልደት ኣየብዕሉን ነበሩ—td 23ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ሓደ ሰብ መንፈሳዊ ምንዝር ኪፍጽም ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧—w05 15/11 ገጽ 25 ¶14-17 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ ካብቲ ብሕድሪ እተዋህበና ጽቡቕ መዝገብ፡ “ጽቡቕ” ነገር ኣውጽእ።—ማቴ. 12:35⁠ሀ።

መዝሙር 40

10 ደቒቕ፦ ኣብዛ ወርሒ እዚኣ ተቐሪቡ ዘሎ “ጽቡቕ” ነገር። መደረ። ወርሓዊ ፍረ ነገር ኣጕልሕ። (ማቴ. 12:35ሀ) ሓቂ ኻብ ዝመሃረና ሰብ መንፈሳዊ መዝገብ ተቐቢልና ኢና። (ኣብ ናይ 1 ሚያዝያ 2002 ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 16፡ ሕ.ጽ. 5-7 ርአ።) ንሕና እውን ነቲ እተመሃርናዮ “ጽቡቕ” ነገር ንኻልኦት ከነካፍሎም ኣሎና። (ገላ. 6:6) ኣብዛ ወርሒ እዚኣ፡ ኣብ ዚቐርብ መደባት ኣኼባ ኣገልግሎት በብግዜኡ “ጽቡቕ” ነገር ከም ዚቐርብ ብምጥቃስ ተገዳስነት ኣስፋሕቲ ኣለዓዕል። ናይ ኣመሃህራ ኽእለትና ንኸነማዕብልን ሓድሽ መዝሙር ንኽንመልኽን ክንስልጥን ኢና።

20 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—በታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር ተጠቒምካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚምራሕ ኣርኢ።” ምይይጥ። ሓደ ብቑዕ ኣስፋሒ ወይ ፈላሚ በታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ተጠቒሙ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪመርሕ ከሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 44⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ