ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/15 ገጽ 1
  • መደብ 9 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 9 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 9 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
km 11/15 ገጽ 1

መደብ 9 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

9 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 48ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 2 ሕ.ጽ. 12-21፡ ኣብ ገጽ 24 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 1 ዜና መዋእል 21-25 (8 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ 1 ዜና መዋእል 23:1-11 (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ኤልሳእ—ፍረ ነገር፦ ንኣገልገልቲ የሆዋ ዓሚቝ ኣኽብሮት ይሃሉኻ—w13 15/8 28-30፣ w12 1/6 30፣ w05 1/8 ገጽ 9 ሕ.ጽ. 6 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ጥምቀት—ንሓጢኣት ዚሓጽብ ኣይኰነን—td 41ለ (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

ወርሓዊ ፍረ ነገር፦ “ኣነ ተኸልኩ፡ ኣጵሎስ ኣስትየ፡ ኣምላኽ ግና ኣብቈለ።”—1 ቈረ. 3:6።

መዝሙር 44

10 ደቒቕ፦ “ኣነ ተኸልኩ፡ ኣጵሎስ ኣስትየ፡ ኣምላኽ ግና ኣብቈለ።” ኣብ ወርሓዊ ፍረ ነገር እተመስረተ መደረ። (1 ቈረ. 3:6) ግዜ ዜፍቅደልካ እንተ ዀይኑ፡ ኣብ ናይ 1 መጋቢት 1993 ግምቢ ዘብዐኛ (እንግሊዝኛ) ኣብ ገጽ 20-23 ካብ ዘሎ ነጥብታት ወሲኽካ ኣቕርብ። ነቲ ኣብዛ ወርሒ እዚኣ ኣብ ኣኼባ ኣገልግሎት ዚቐርብ እተወሰነ ኽፍልታት ብምጥቃስ ምስቲ ፍረ ነገር ብኸመይ ከም ዚተሓሓዝ ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጽ።

20 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ኣበርክት።” ምይይጥ። ክልተ ሓጸርቲ መርኣያታት ከም ዚቐርብ ግበር። ሓደ ኣብቲ ዓንቀጽ ካብ ዚርከብ ሓሳብ እተወስደ፡ እቲ ኻልኣይ ድማ ውጽኢታዊ ዝዀነ ብሕታዊ ኣቀራርባ ዜርኢ ኪኸውን ይኽእል እዩ።

መዝሙር 12ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ