ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 መስከረም ገጽ 2
  • ቈልዓ ማዕጾ ምስ ዚኸፍተልና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቈልዓ ማዕጾ ምስ ዚኸፍተልና
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣቱም ወለዲ፡ ንውሉድኩም ናብ ጥምቀት ኪበጽሕ ትሕግዝዎዶ ኣለኹም፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ኣኽብሮት ንስድራ ቤት ኣበይ ጠፊኡ፧
    ንቕሑ!—2024
  • ኣቱም ወለዲ: ንደቅኹም ብፍቕሪ ኣሰልጥንዎም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ንውሉድኩም ካብ ሕጻንነት ጀሚርኩም ኣለማምዱ
    መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 መስከረም ገጽ 2

ክርስትያናዊ ህይወት

ቈልዓ ማዕጾ ምስ ዚኸፍተልና

ክልተ ኣሓት ንኣደን ጓልን ይምስክራለን

ቈልዓ ማዕጾ ምስ ዚኸፍተልና፡ ምስ ወለዱ ኽንዛረብ ከም እንደሊ ንሕተቶ። ከምኡ ምግባር ንርእስነቶም ኣኽብሮት ከም ዘሎና የመልክት። (ምሳ 6:20) እቲ ቘልዓ ኽንኣቱ እንተ ዓዲሙና፡ ክንኣቱ የብልናን። ወለዱ እንተ ዘየልዮም፡ ካልእ ግዜ ንመለስ።

እቲ ማዕጾ ዝኸፈተልና ዀተቴ እንተ ዀይኑ፡ ማለት ዕድሚኡ ኻብ 15-19 እንተ ዀይኑ፡ ንወለዱ ኺጽውዖም እንተ ሓተትናዮ ዝሓሸ እዩ። ወለዱ እንተ ዘይኣልዮም ግና፡ ዝደለዮ ጽሑፍ ኬንብብ ዚፈቕዱሉ እንተ ዀይኖም ክንሓትቶ ንኽእል ኢና። ዚፈቕዱሉ እንተ ዀይኖም፡ ጽሑፍ ክንህቦ ወይ ድማ jw.org ብኸመይ ኪጥቀም ከም ዚኽእል ከነርእዮ ንኽእል ኢና።

ተገዳስነት ንዘርኣየ መንእሰይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ክንገብረሉ ኸለና፡ ንወለዱ ኽንረኽቦም ከም እንደሊ ንሓትቶ። ከምኡ ምግባር፡ ዕላማ መምጽኢና እንታይ ምዃኑ ንምግላጽን ንስድራ ቤታት ዚኸውን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ዜተኣማምን ምኽሪ ኸነርእዮምን ይሕግዘና። (መዝ 119:86, 138) እቲ ንወለዲ እነርእዮ ኣኽብሮትን ሓልዮትን፡ ጽቡቕ ምስክርነት ኪህብ፡ ነታ ስድራ ቤት ብስራት ከነካፍላ ዜኽእል ካልእ ኣጋጣሚ እውን ኪኸፍተልና ይኽእል እዩ።—1ጴጥ 2:12።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ