12-18 መስከረም
መዝሙር 120-134
- መዝሙር 33ን ጸሎትን 
- መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
- “ረድኤተይሲ ኻብ የሆዋ፡ . . . እዩ ዚመጽእ”፦ (10 ደቒቕ) - መዝ 121:1, 2—የሆዋ ንዅሉ ነገራት ስለ ዝፈጠረ፡ እምንቶ ንኸነሕድር መሰረት ይዀነና (w04 15/12 12 ¶3) 
- መዝ 121:3, 4—የሆዋ ንኣገልገልቱ ዜድልዮም ነገራት ንምምላእ ንቑሕ እዩ (w04 15/12 13 ¶4) 
- መዝ 121:5-8—የሆዋ ንህዝቡ እሙን መዕቈቢ እዩ (w04 15/12 13 ¶5-7) 
 
- ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ) - መዝ 123:2—እቲ ብዛዕባ “ኣዒንቲ ገላዉ” ዚገልጽ ምሳሌ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧ (w06 1/9 15 ¶4) 
- መዝ 133:1-3—ሓደ ኻብቲ ኣብዚ መዝሙር እዚ ዚርከብ ትምህርትታት እንታይ እዩ፧ (w06 1/9 16 ¶3) 
- ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧ 
- ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧ 
 
- ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 127:1–129:8 
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
- ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.5 ገበር—ንሓደ ዝሓረቐ ብዓል ቤት መልሲ ምሃብ። 
- ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.5 ገበር—ነቲ ሰብ ናብ ኣኼባ ዓድሞ። 
- መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 8 ¶6—እቲ ተምሃራይ ነቲ ትምህርቲ ኺትግብሮ ሓግዞ። 
ክርስትያናዊ ህይወት
- የሆዋ ብዙሕ እዩ ገይሩለይ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ jw.org ወልዓያ። (ኣብ ትሕቲ ABOUT US > ACTIVITIES ርአ።) ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦ የሆዋ ንክሪስታል ዝሓገዛ ብኸመይ እዩ፧ እዚኸ እንታይ ድራኸ ኣሕዲሩላ፧ ብኣሉታዊ ስምዒታት ኣብ እተዋሕጠትሉ እዋን እንታይ እያ እትገብር፧ ተመክሮ ክሪስታል ብኸመይ ሓጊዙካ፧ 
- መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 18-23፡ ኣብ ገጽ 180 ዘላ ሳጹን 
- ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ) 
- መዝሙር 20ን ጸሎትን