ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 መስከረም ገጽ 4
  • “ረዲኤተይሲ ኻብ የሆዋ፡ . . . እዩ ዚመጽእ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ረዲኤተይሲ ኻብ የሆዋ፡ . . . እዩ ዚመጽእ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ ሓምሻይ መጽሓፍ መዝሙር ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ዜጸናንዕን ዚምህርን መንፈስ ዝነፈሶ መዝሙራት
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ካብ ቀዳማይ መጽሓፍ መዝሙር ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 መስከረም ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 120-134

“ረዲኤተይሲ ኻብ የሆዋ፡ . . . እዩ ዚመጽእ”

እተን ካብ 120 ክሳዕ 134 ዘለዋ መዝሙራት፡ መዝሙር ምድያብ ተባሂለን እየን ዚፍለጣ። እስራኤላውያን ኣምለኽቲ ነቲ ዓመት ዓመት ዚብዓል በዓላት ኬብዕሉ ናብታ ኣብ ኣኽራን ይሁዳ እተደኰነት የሩሳሌም ‘ኪድይቡ’ ኸለዉ፡ ነዘን መዝሙራት እዚአን ይዝምርወን ከም ዝነበሩ ብዙሓት ይኣምኑሉ እዮም።

እስራኤላውያን ኣምለኽቲ ናብ የሩሳሌም ይድይቡ

ዕቝባ የሆዋ፡ በዚ ዚስዕብ ስእላዊ ዘረባ ተገሊጹ ኣሎ፦

121:3-8

  • ጓሳ

    ንቑሕ ጓሳ

  • ካብ ጸሓይ እተጽልል ገረብ

    ካብ ጸሓይ ጽላል

  • ወተሃደራት

    እሙን ወተሃደር

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ