ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 መስከረም ገጽ 5
  • 19-25 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 19-25 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 መስከረም ገጽ 5

19-25 መስከረም

መዝሙር 135-141

  • መዝሙር 7ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ‘ድንቅታት ኴንና ኢና ተፈጢርና’፦ (10 ደቒቕ)

    • መዝ 139:14—ብዛዕባ ግብርታት የሆዋ ምስትንታንና፡ ነቲ ንዕኡ ዘሎና ሞሳ የደልድሎ (w07 15/6 21 ¶1-4)

    • መዝ 139:15, 16—ጂንናን ዋህዮናን፡ ሓይልን ጥበብን የሆዋ የጕልሕ (w07 15/6 22-23 ¶7-11)

    • መዝ 139:17, 18—ደቂ ሰብ፡ ቋንቋ ስለ ዚጥቀሙን ስለ ዚሓስቡን ካብ እንስሳታት ፍሉያት እዮም (w07 15/6 23 ¶12-13፣ w06 1/9 16 ¶8)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • መዝ 136:15—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ ንጸብጻብ ዘጸኣት ዚምልከት እንታይ ከነስተውዕል እያ እትሕግዘና፧ (it-1-E 783 ¶5)

    • መዝ 141:5—ንጉስ ዳዊት እንታይ እዩ ተኣሚኑ፧ (w15 15/4 31 ¶1)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 139:1-24

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.5 16

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) wp16.5 16—ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) fg ትምህርቲ 8 ¶8—እቲ ተምሃራይ ነቲ ትምህርቲ ኺትግብሮ ሓግዞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 22

  • “መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክትመርሕ ከለኻ ከተወግዶ ዘሎካ ጌጋታት”፦ (15 ደቒቕ) ነታ ዓንቀጽ ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ነታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ኣብ ገጽ 29 ሕጡብ ጽሑፍ 7 ዘሎ ሓሳባት እተመስረተት፡ ክልተ ኽፋል ዘለዋ፡ ማለት ዘይቅኑዕን ቅኑዕን ኣመሃህራ እተርኢ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ ድማ ተመያየጡላ። ኣስፋሕቲ መጽሓፎም ሒዞም ኪከታተሉ ኣለዎም። እቶም ክፍሊ ኬቕርቡ ዚምደቡ ተምሃሮ ነዚ ጌጋታት እዚ ምስ ዜወግድዎ መብዛሕትኡ ግዜ ንኽፍሎም ኣብ ውሽጢ እቲ እተመደበሎም ግዜ ኬቕርብዎ ኸም ዚሕግዞም ኣዘኻኽሮም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 16 ሕ.ጽ. 1-8

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 30ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ