ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ለካቲት ገጽ 3
  • 13-19 ለካቲት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 13-19 ለካቲት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ለካቲት ገጽ 3

13-19 ለካቲት

ኢሳይያስ 52-57

  • መዝሙር 20ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ክርስቶስ ምእንታና መከራ ጸገበ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኢሳ 53:3-5—ተናዕቀ፡ ምእንቲ ስሕተትና እውን ተጨፍለቐ (w09 15/1 26 ¶3-5)

    • ኢሳ 53:7, 8—ህይወቱ ምእንታና ብፍታው ሰውአ (w09 15/1 27 ¶10)

    • ኢሳ 53:11, 12—ክሳዕ ሞት እሙን ስለ ዝዀነ፡ ክንጸድቕ ንኽእል ኢና (w09 15/1 28 ¶13)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 54:1—ኣብዚ ትንቢት እዚ ተጠቒሳ ዘላ “መኻን ሰበይቲ” መን እያ፧ ደቃኸ እንታዎት እዮም፧ (w06 15/3 11 ¶2)

    • ኢሳ 57:15—የሆዋ ምስቶም ‘እተደቍሱን ትሑታትን’ ዚነብር ብኸመይ እዩ፧ (w05 15/10 26 ¶3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 57:1-11

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lf—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lf 30-31—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 14-15 ¶16-17—ንኣሽቱ ውሉዳት ዘለውዎ ኣቦ እንተ ኣልዩ፡ ንወዱ ወይ ንጓሉ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ይምራሕ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 5

  • “ደቅኻ ኣብ ፈጣሪ ድልድልቲ እምነት ክትህልዎም ሓግዞም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ብኣምላኽ ብዛዕባ ምእማን ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 8 ሕ.ጽ. 17-27፡ ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 126ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ