ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 47-51
ንየሆዋ እዙዝ ምዃን በረኸት የምጽእ
የሆዋ፡ ብሓጐስ ምእንቲ ኽንነብር ኢሉ፡ ብፍቕሪ ተደሪኹ ነታ ኽንከደላ ዚግብኣና መገዲ ይሕብረና። እንተ ተኣዚዝናዮ ድማ ንጥቀም ኢና
48:18
‘ሰላም ከም ፈለግ’
የሆዋ፡ ከም ፈለግ ዚውሕዝ ብዙሕ ሰላም ኣተስፍዩ
‘ጽድቂ ኸም ማዕበላት ባሕሪ’
ግብርታት ጽድቅና ኸምቲ ዘይቍጸር ማዕበላት ባሕሪ ይኸውን
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 47-51
የሆዋ፡ ብሓጐስ ምእንቲ ኽንነብር ኢሉ፡ ብፍቕሪ ተደሪኹ ነታ ኽንከደላ ዚግብኣና መገዲ ይሕብረና። እንተ ተኣዚዝናዮ ድማ ንጥቀም ኢና
‘ሰላም ከም ፈለግ’
የሆዋ፡ ከም ፈለግ ዚውሕዝ ብዙሕ ሰላም ኣተስፍዩ
ግብርታት ጽድቅና ኸምቲ ዘይቍጸር ማዕበላት ባሕሪ ይኸውን