ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ለካቲት ገጽ 6
  • 27 ለካቲት–5 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 27 ለካቲት–5 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ለካቲት ገጽ 6

27 ለካቲት–5 መጋቢት

ኢሳይያስ 63-66

  • መዝሙር 145ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ንዓብዪ ሓጐስ ምኽንያት ይኸውን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኢሳ 65:17—‘እቲ ናይ ቀደም ኣይኪዝከርን እዩ’ (ip-2-E 383 ¶23)

    • ኢሳ 65:18, 19—ዓብዪ ሓጐስ ኪህሉ እዩ (ip-2-E 384 ¶25)

    • ኢሳ 65:21-23—ህይወት ዜዕግብ ኪኸውን እዩ፣ ሰባት ድማ ቅሳነት ኪስምዖም እዩ (w12 15/9 9 ¶4-5)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 63:5—ንኣምላኽ ነድሩ ዚድግፎ ብኸመይ እዩ፧ (w07 15/1 11 ¶7)

    • ኢሳ 64:8—የሆዋ ኸም ሰራሒ ኻይላ መጠን ንስልጣኑ ዚጥቀመሉ ብኸመይ እዩ፧ (w13 15/6 24-25 ¶3-5)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 63:1-10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤፌ 5:33—ሓቂ ምሃር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 1ጢሞ 5:8፣ ቲቶ 2:4, 5—ሓቂ ምሃር።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 66:23፣ w06 1/11 30-31 ¶14-17—ፍረ ነገር፦ ኣኼባና—ነባሪ መዳይ ኣምልኾና

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 142

  • “ብተስፋኻ ተሓጐስ” (ኢሳ 65:17, 18፣ ሮሜ 12:12)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ብተስፋ ተሓጐሱ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮታት ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ መጽሓፍ ቅዱስ ርአ።)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 14-24፡ ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 113ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ