ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ለካቲት ገጽ 7
  • ሳላ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ዓብዪ ሓጐስ ይርከብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሳላ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ዓብዪ ሓጐስ ይርከብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “እቲ ናይ ቀደም ኣይኪዝከርን”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • “እንሆ፡ ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ኣምላኽ ዘተስፈዋ ሓዳስ ዓለም
    ንቑሕ ኩን!
  • ከምቲ ብትንቢት እተነግረ ንዅሉ ምሕዳስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ለካቲት ገጽ 7
ክርስቶስ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ነጊሱ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 63-66

ሳላ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ዓብዪ ሓጐስ ይርከብ

እቲ ኣብ ኢሳይያስ ምዕራፍ 65 ተመዝጊቡ ዘሎ ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋ ብርግጽ ስለ ዚፍጸም፡ የሆዋ ኣቐዲሙ ኸም እተፈጸመ ገይሩ እዩ ተዛሪቡሉ

የሆዋ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ይፈጥር፡ ኣብኡ ድማ እቲ ናይ ቀደም ኣይኪዝከርን እዩ

65:17

ሓድሽ ሰማያት እንታይ እዩ፧

  • ኣብ ምድሪ ጽድቂ ዜስፍን ሓድሽ ምምሕዳር እዩ

  • እዚ ምምሕዳር እዚ፡ ብ1914 ክርስቶስ ንጉስ መንግስቲ ኣምላኽ ምስ ኰነ እዩ ቘይሙ

ሓዳስ ምድሪ እንታይ እያ፧

  • ካብ ኵሉ ህዝብታትን ቋንቋታትን ዓሌታትን ዝመጹ ሕብረተሰብ ኰይኖም፡ ነቲ ሓድሽ ሰማያዊ ምምሕዳር ድማ ተሓጕሶም ይግዝእዎ

እቲ ናይ ቀደም ዘይዝከር ብኸመይ እዩ፧

  • ኣካላውን ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ስቓይ ዜምጽእ ጐዳኢ ተዘክሮታት ኣይኪህሉን እዩ

  • እሙናት ሰባት ንህይወት ምሉእ ብምሉእ ኬስተማቕርዋ እዮም፣ በብመዓልቱ ኸኣ ባህ ዜብል ተዘክሮታት ኬሕልፉ እዮም

    ብብሽክለታ ስንኩላን ዚጥቀም ዝነበረ ሰብኣይ ብእግሩ ይኸይድ፣ ሓንቲ ቘልዓ ነብሪ ትሓቍፍ፣ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ቤት ፍረታት ይእክቡ፣ ሰባት ብትንሳኤ ይራኸቡ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ