ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሰነ ገጽ 6
  • ንድሕነት ዚኸውን ምልክት ኪግበረልካ ድዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንድሕነት ዚኸውን ምልክት ኪግበረልካ ድዩ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እቲ ህዝቅኤል ዝረኣዮ ራእይ፡ ጥንታዊት የሩሳሌም ምስ ጠፍአት እዩ ፈለማ ተፈጺሙ። ዘመናዊ ፍጻመኡኸ እንታይ እዩ፧
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • “ኣብ ግምባር . . . ምልክት ግበር”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • እህህ ምባልን ምግዓርን፡ ምልክት ምግባር፡ ምሕምሻሽ—መዓስን ብኸመይን፧
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ካብ ትንቢት ህዝቅኤል ዚጐልሕ ነጥብታት—1ይ ክፋል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሰነ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 6-10

ንድሕነት ዚኸውን ምልክት ኪግበረልካ ድዩ፧

እቲ ህዝቅኤል ዝረኣዮ ራእይ፡ ጥንታዊት የሩሳሌም ምስ ጠፍአት እዩ ፈለማ ተፈጺሙ። ዘመናዊ ፍጻመኡኸ እንታይ እዩ፧

9:1, 2

  • እቲ ናይ ጸሓፊ ቐርኒ ቐለም ዘለዎ ሰብኣይ ንየሱስ ክርስቶስ የመልክት

  • እቶም ዚሕምሽሽ ኣጽዋር ዝሓዙ ሰብኡት ነቲ የሱስ ዝመራሒኡ ሰማያዊ ሰራዊት የመልክቱ

ሓደ ሰብኣይ ኣብ ግምባሩ ምልክት ይግበረሉ፣ ዚሕምሽሽ ኣጽዋር ዝሓዙ ሽዱሽተ ሰብኡት

9:3-7

  • እቶም ብዙሓት ህዝቢ ኣብቲ ብርቱዕ ጸበባ ኸም ኣባጊዕ ኰይኖም ኣብ ዚፍረዱሉ እዋን እዩ ምልክት ዚግበረሎም

የሱስ ንመላእኽቲ ይእዝዞም

ንድሕነት ዚኸውን ምልክት ምእንቲ ኺግበረለይ እንታይ ስጕምቲ ኽወስድ ኣሎኒ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ