ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሰነ ገጽ 6
  • 26 ሰነ–2 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 26 ሰነ–2 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሰነ ገጽ 6

26 ሰነ-2 ሓምለ

ህዝቅኤል 6-10

  • መዝሙር 58ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንድሕነት ዚኸውን ምልክት ኪግበረልካ ድዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • ህዝ 9:1, 2—ህዝቅኤል ዝረኣዮ ራእይ ንዓና ትርጉም ኣለዎ (w16.06 16-17)

    • ህዝ 9:3, 4—እቶም ንዕዮ ስብከት ጽቡቕ ምላሽ ዚህቡ ሰባት፡ ኣብ እዋን እቲ ብርቱዕ ጸበባ ንድሕነት ዚኸውን ምልክት ኪግበረሎም እዩ

    • ህዝ 9:5-7—የሆዋ ንጻድቃን ምስ እኩያት ለኪሙ ኣይኬጥፍኦምን እዩ

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ህዝ 7:19—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ ንመጻኢ ኽንዳሎ እትሕግዘና ብኸመይ እያ፧ (w09 15/9 23 ¶10)

    • ህዝ 8:12—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ ጕድለት እምነት ሕማቕ ተግባር ናብ ምፍጻም ኪመርሕ ከም ዚኽእል እተርኢ ብኸመይ እያ፧ (w11 15/4 26 ¶14)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 8:1-12

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ራእ 4:11—ሓቂ ምሃር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) መዝ 11:5፣ 2ቈረ 7:1—ሓቂ ምሃር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 127 ¶4-5—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 56

  • “ንስነ ምግባራዊ ስርዓታት የሆዋ ደግፍ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ሓደ ሰብኣይ ምስ ሓንቲ ሰበይቲ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 18 ሕ.ጽ. 1-13

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 15ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ