ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥሪ ገጽ 5
  • ኣይትጨነቑ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣይትጨነቑ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ‘በቲ ዘሎካ ዕገብ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ኣተዓባብያኻ ሕማቕ እኳ እንተ ዀነ፡ ንየሆዋ ኸተገልግሎ ትኽእል ኢኻ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • የሱስ፡ ሰባት የፍቅር ነበረ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥሪ ገጽ 5

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣይትጨነቑ

ዑፍ፡ ዕምባባታት

የሱስ ኣብቲ ኣብ ከረን ዝሃቦ ስብከት፦ “ብዛዕባ ህይወትኩም . . . ኣይትጨነቑ” ኢሉ ተዛረበ። (ማቴ 6:25) ኣብ ናይ ሰይጣን ዓለም ዚነብሩ ዘይፍጹማት ሰባት ሓድሓደ ግዜ ኺጭነቑ ንቡር እኳ እንተ ዀነ፡ የሱስ ሰዓብቱ ኻብ መጠን ንላዕሊ ኺጭነቑ ኸም ዘይብሎም እዩ ዚምህር ነይሩ። (መዝ 13:2) ስለምንታይ፧ ምኽንያቱ ብዛዕባ መዓልታዊ ዜድልየና ነገራት እውን ከይተረፈ ዘየድሊ ጭንቀት ምጭናቕ፡ ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ክንደሊ ንእንገብሮ ጻዕሪ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኺገብሮ ይኽእል እዩ። (ማቴ 6:33) እቲ የሱስ ቀጺሉ ዝበሎ ነገራት፡ ዘየድሊ ጭንቀት ከይንጭነቕ ኪሕግዘና እዩ።

  • ማቴ 6:26—ንኣዕዋፍ ብምምልካት እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w16.07 9-10 ¶11-13)

  • ማቴ 6:27—ዘየድሊ ጭንቀት፡ ግዜን ጕልበትን ዜጥፍእ ስለምንታይ እዩ፧ (w05 1/11 22 ¶5)

  • ማቴ 6:28-30—ካብ ዕምባባታት መሮር እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w16.07 10-11 ¶15-16)

  • ማቴ 6:31, 32—ክርስትያናት ካብ ኣህዛብ ዚፍለዩ በየናይ መገድታት እዮም፧ (w16.07 11 ¶17)

ብዛዕባ እንታይ እየ ኽጭነቕ ዘየድልየኒ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ