ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሓምለ ገጽ 5
  • 23-29 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 23-29 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሓምለ ገጽ 5

23-29 ሓምለ

ሉቃስ 12-13

  • መዝሙር 4ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንስኻትኩም ካብ ብዙሓት ጨራሩ ትበልጹ ኢኹም”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሉቃ 12:6—ኣምላኽ ንጨራሩ እውን ከይተረፈ የስተብህለለን እዩ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 12:7—የሆዋ ኣጸቢቑ ዚፈልጠና ምዃኑ፡ ብኣና ኣዝዩ ኸም ዚግደስ የርኢ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 12:7—የሆዋ ንነፍሲ ወከፍና ኣኽቢሩ እዩ ዚርእየና (cl 241 ¶4-5)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሉቃ 13:24—የሱስ ዝሃቦ ማዕዳ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 13:33—የሱስ ነዘን ቃላት እዚአን እተዛረበን ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 12:22-40

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ፡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 214-215 ¶4-5

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 116

  • እተገለሉ ግናኸ ዘይተረስዑ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦

    • እቶም ሰለስተ ኣስፋሕቲ እንታይ ኣጸጋሚ ዅነታት እዩ ኣጋጢምዎም፧

    • የሆዋ ኸም ዘይረስዖም ዘርኣየ ብኸመይ እዩ፧

    • እዞም ኣስፋሕቲ እዚኦም፡ ጸገማት እናሃለዎም ክነሱ፡ ንየሆዋ ምግልጋሎም ዝቐጸሉ ብኸመይ እዮም፧ እዚኸ ንኻልኦት ዘተባብዖም ብኸመይ እዩ፧

    • ኣብ ጉባኤኻ ንዚርከቡ ኣረጋውያንን ስንኩላንን ፍቕርኻ ኸተርእዮም እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 9-17

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 33ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ