ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሕዳር ገጽ 6
  • 26 ሕዳር–2 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 26 ሕዳር–2 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሕዳር ገጽ 6

26 ሕዳር–2 ታሕሳስ

ግብሪ ሃዋርያት 6-8

  • መዝሙር 124ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “እታ ሓዳስ ክርስትያናዊት ጉባኤ ተፈቲና”፦ (10 ደቒቕ)

    • ግብ 6:1—እተን ግሪኽኛ ዝቛንቋአን መበለታት ኣብታ ጉባኤ ኣድልዎ ኣጋጠመን (bt 41 ¶17)

    • ግብ 6:2-7—እቶም ሃዋርያት ነቲ ጕዳይ ንምፍታሕ ስጕምቲ ወሰዱ (bt 42 ¶18)

    • ግብ 7:58–8:1—እታ ጉባኤ ብርቱዕ መስጐግቲ ኣጋጠማ

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ግብ 6:15—ገጽ እስጢፋኖስ “ከም ገጽ መልኣኽ” ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ (bt 45 ¶2)

    • ግብ 8:26-30—ሎሚ ዘለዉ ክርስትያናት ከምቲ ፊልጶስ ዝዓይዮ ዝነበረ ዕዮ ናይ ምዕያይ ፍሉይ ኣጋጣሚ ዘለዎም ብኸመይ እዩ፧ (bt 58 ¶16)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 6:1-15

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 38 ¶16-17

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 109

  • “ንየሆዋ ዚውሃብ ኣብ ኢድና ዘሎ ህያብ”፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚቐርብ ምይይጥ። ነታ ‘ንየሆዋ ዚውሃብ ኣብ ኢድና ዘሎ ህያብ’ ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር። ነታ ኻብ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት እተላእከት፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ኣገልግሎት ዓመት እተገብረ ወፈያ ሞሳ እትገልጽ ደብዳበ ኣንብባ። ወፈያ ብምግባር ብኸመይ ከም እንጥቀም ኣብርህ። እታ ጉባኤ በብወርሑ ብዛዕባ እተውጽኦ ወጻኢታት ግለጽ። ብኸመይ ወፈያ ኸም እንገብርን እዚ ወፈያታት እዚ ድማ ብኸመይ ኣብ ጥቕሚ ኸም ዚውዕልን ሓብር። ነታ ጉባኤ ስለቲ ብልግሲ እትገበሮ ወፈያ ነኣዳ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 21 ሕ.ጽ. 15-20፡ “ኣብ ቀረባ መጻኢ ዜጋጥም ነገራት” ዘርእስታ ሰሌዳ፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 149ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ