ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሕዳር ገጽ 6
  • መርትዖ በረኸት የሆዋ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መርትዖ በረኸት የሆዋ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ነቲ ገንሸል ይስዕብዎ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • እሙንን ኣስተውዓልን “ባርያ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • “እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ መን ኰን እዩ፧”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ መን እዩ፧
    ሎሚ ፍቓድ የሆዋ ዚገብሩ ዘለዉ መን እዮም፧
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሕዳር ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘሌዋውያን 8-9

መርትዖ በረኸት የሆዋ

8:6-9, 12፣ 9:1-5, 23, 24

እቶም ሓደስቲ እተሸሙ ኻህናት፡ ኣሮንን ደቁን፡ ናይ መጀመርታ መስዋእቲ ምሕራር ምስ ኣቕረቡ፡ ሓዊ ኻብ ቅድሚ የሆዋ ወጺኡ ነቲ መስዋእቲ በልዖ። እዚ ኸኣ የሆዋ ነዚ ሓድሽ ስርዓት ክህነት እዚ ኸም ዝደገፎን ከም ዝሰመሮን ዜርኢ እዩ ነይሩ። በዚ ኸምዚ ድማ ነቶም ተኣኪቦም ዚርእዩ ዝነበሩ ህዝቢ ምሉእ ደገፎም ኪህቡ ኣተባቢዕዎም እዩ። ሎሚ የሆዋ ነቲ ኽብሪ ዝለበሰ የሱስ ክርስቶስ ዝዓበየ ሊቀ ኻህናት ኰይኑ ኼገልግል ይጥቀመሉ ኣሎ። (እብ 9:11, 12) ብ1919፡ የሱስ ንሒደት ቅቡኣት ክርስትያናት፡ “እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ” ገይሩ ሸይምዎም እዩ። (ማቴ 24:45) እቲ እሙን ባርያ በረኸትን ደገፍን ስምረትን የሆዋ ኸም ዘለዎ ዜርኢ እንታይ መርትዖ ኣሎ፧

  • ቀጻሊ መስጐጕቲ እኳ እንተሎ፡ እቲ እሙን ባርያ መንፈሳዊ ምግቢ ኻብ ምቕራብ ኣየቋረጸን

  • ከምቲ ብትንቢት እተነግረ እቲ ብስራት “ኣብ ኵላ ዓለም” ይስበኽ ኣሎ።—ማቴ 24:14

ነቲ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ብኸመይ ኢና ምሉእ ደገፍና ኽንህቦ እንኽእል፧

ስእልታት፦ 1. እቲ ኽብሪ ዝለበሰ የሱስ ክርስቶስ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ይገዝእ። 2. እቲ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ መንፈሳዊ ምግቢ ንምቕራብ ኣኼባ ይገብር። 3. ሓደ ሓው ንሓደ ሰብኣይ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ይሰብከሉ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ