ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 8
  • ከይትዕበን እምብዛ ብርእስኻ ኸይትተኣማመንን ተጠንቀቕ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ከይትዕበን እምብዛ ብርእስኻ ኸይትተኣማመንን ተጠንቀቕ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ርስትኻ ኣነ እየ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንህዝቡ ብኸመይ ይመርሖም፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ይፈልጠካ ድዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ንየሆዋ ብቐጻሊ ሕተቶ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 8
ቆራሕ ምስ ብዙሓት እስራኤላውያን ኰይኑ፡ ንሙሴን ንኣሮንን የፋጥጠሎም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ከይትዕበን እምብዛ ብርእስኻ ኸይትተኣማመንን ተጠንቀቕ

ቆራሕ ስለ እተዓበየን እምብዛ ብርእሱ ስለ እተኣማመነን፡ ካብ ስርዓት ኣምልኾ የሆዋ ዓለወ (ዘሁ 16:1-3፣ w11 15/9 27 ¶12)

ቆራሕ ብዙሕ ፍሉይ መሰላት ዝነበሮ ሕፉር ሌዋዊ እዩ ነይሩ (ዘሁ 16:8-10፣ w11 15/9 27 ¶11)

ንቆራሕ፡ እቲ ግጉይ ኣተሓሳስባኡ፡ መዓት ኣምጽኣሉ (ዘሁ 16:32, 35)

ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዝዓመምናዮ ዕማማት፡ ከም እንዕበን እምብዛ ብርእስና ኸም እንተኣማመንን ኪገብረና ኽንፈቕደሉ የብልናን። ኣብ ሓቂ ነዊሕ ብዝጸናሕና ወይ ዝያዳ ሓላፍነት ብእተዋህበና መጠን፡ ብዝያዳ ኢና ትሑታት ክንከውን ዘሎና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ