ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ijwbq ዓንቀጽ 17
  • መጽሓፍ ቅዱስ፡ ፍትሕ ይፈቅድ ድዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መጽሓፍ ቅዱስ፡ ፍትሕ ይፈቅድ ድዩ፧
  • መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መልሲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • እቲ ምርጫ ምፍታሕ ምስ ዝኸውን
    ንቕሑ!—2000
  • “ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶ” ኣኽብሮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
ijwbq ዓንቀጽ 17
ኪፋትሑ ዚሓስቡ ሰብ ሓዳር

ንስድራ ቤት / መጽሓፍ ቅዱስ፡ ፍትሕ ይፈቅድ ድዩ፧

መልሲ መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ፍትሕ ይፈቅድ እዩ። ይኹን እምበር፡ የሱስ፡ ንፍትሕ ዚኸውን ግቡእ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ ኺጠቅስ ከሎ፡ “ንሰበይቱ ብዘይካ ብምኽንያት ምንዝርና [ካብ ሓዳር ወጻኢ ዚግበር ጾታዊ ርክብ] ዚፈትሓ እሞ ኻልእ ዚምርዖ ዘበለ ይዝሙ” በለ።—ማቴዎስ 19:9።

ኣምላኽ ነቲ ብሓሶትን ብምትላልን ዚግበር ፍትሕ ይጸልኦ እዩ። እቶም ምስ መጻምድቶም ብጢጥ ቅሚጥ ዚፈላለዩ፡ ብፍላይ ከኣ ምስ ካልእ ሰብ ምእንቲ ኪዀኑ ኢሎም ከምኡ ዚገብሩ ሰባት፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ተሓተትቲ እዮም።—ሚልክያስ 2:13-16፣ ማርቆስ 10:9።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ