ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • nwt ገጽ 603
  • ኣስቴር—ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣስቴር—ትሕዝቶ
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ማርዶካይን ኣስቴርን
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ብጥበብን ብትብዓትን ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእን ስጕምቲ ወሰደት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ካብ መጽሓፍ ኣስቴር ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ኣስቴር ንህዝባ ኣድሓነቶም
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኣስቴር—ትሕዝቶ

ኣስቴር

ትሕዝቶ

  • 1

    • ንጉስ ኣሓሽዌሮስ ኣብ ሱሳን ዝገበሮ ድግስ (1-9)

    • ንግስቲ ዋሽቲ ምእዛዝ ኣበየት (10-12)

    • ንጉስ ምስ ጥበበኛታቱ ተማኸረ (13-20)

    • ትእዛዝ ንጉስ ወጸ (21, 22)

  • 2

    • ሓዳስ ንግስቲ ኺረኽቡ ደለዩ (1-14)

    • ኣስቴር ንግስቲ ዀነት (15-20)

    • ማርዶካይ ውዲት ኣቃልዐ (21-23)

  • 3

    • ንጉስ ንሃማን ልዕል ኣበሎ (1-4)

    • ሃማን ንኣይሁድ ኬጥፍኦም ውዲት ኣለመ (5-15)

  • 4

    • ማርዶካይ ሓዘነ (1-5)

    • ማርዶካይ ንኣስቴር፡ ክትልምነሎም ሓተታ (6-17)

  • 5

    • ኣስቴር ኣብ ቅድሚ ንጉስ ቀረበት (1-8)

    • ቍጥዓን ትዕቢትን ሃማን (9-14)

  • 6

    • ንጉስ ንማርዶካይ ኣኽበሮ (1-14)

  • 7

    • ኣስቴር ንሃማን ኣቃልዓቶ (1-6ሀ)

    • ሃማን ኣብታ ዘዳለዋ ጕንዲ ተሰቕለ (6ለ-10)

  • 8

    • ማርዶካይ ክብ በለ (1, 2)

    • ኣስቴር ንንጉስ ለመነቶ (3-6)

    • ንጉስ ዘውጽኦ ትእዛዝ (7-14)

    • ንኣይሁድ ራህዋን ታሕጓስን ኰነ (15-17)

  • 9

    • ዓወት ኣይሁድ (1-19)

    • በዓል ጱሪም ቈመ (20-32)

  • 10

    • ዕቤት ማርዶካይ (1-3)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ