ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • nwt ገጽ 1375
  • ገላትያ—ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ገላትያ—ትሕዝቶ
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እምነትን ግብርን ናብ ጽድቂ ይመርሕ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ዚጠቕመና “ኣምሳል”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ሮሜ—ትሕዝቶ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዝያዳ ርአ
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ገላትያ—ትሕዝቶ

ገላትያ

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰላምታ (1-5)

    • ካልእ ብስራት የልቦን (6-9)

    • ጳውሎስ ዝሰበኾ ብስራት ካብ ኣምላኽ እዩ (10-12)

    • ጳውሎስ ክርስትና እተቐበለሉ እዋንን ሽዑ ዝነበሮ ንጥፈታትን (13-24)

  • 2

    • ጳውሎስ ምስቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ሃዋርያት ተራኸበ (1-10)

    • ጳውሎስ ንጴጥሮስ (ንኬፋ) ኣረሞ (11-14)

    • ሰብ ብእምነት ጥራይ ይጸድቕ (15-21)

  • 3

    • ግብሪ ሕግን እምነትን (1-14)

      • ጻድቕ ብእምነት ይነብር (11)

    • ንኣብርሃም እተዋህበ ተስፋ ብሕጊ ኣይኰነን (15-18)

      • ዘርኢ ኣብርሃም፡ ክርስቶስ (16)

    • ምንጭን ዕላማን እቲ ሕጊ (19-25)

    • ብእምነት ደቂ ኣምላኽ (26-29)

      • ዘርኢ ኣብርሃም፡ እቶም ናይ ክርስቶስ (29)

  • 4

    • ውሉዳት እምበር፡ ባሮት ኣይኰንኩምን (1-7)

    • ጳውሎስ ንሰብ ገላትያ ዝነበሮ ሓልዮት (8-20)

    • ኣጋርን ሳራን፦ ክልተ ኺዳን (21-31)

      • እታ ናይ ላዕሊ የሩሳሌም፡ ኣዴና፡ ጭዋ እያ (26)

  • 5

    • ክርስትያናዊ ሓርነት (1-15)

    • ብመንፈስ ምምልላስ (16-26)

      • ግብሪ ስጋ (19-21)

      • ፍረ መንፈስ (22, 23)

  • 6

    • ከቢድ ጾር ሓድሕድ ጹሩ (1-10)

      • ሰብ ዘዝዘርኦ ይዓጽድ (7, 8)

    • ግዝረት ረብሓ የብሉን (11-16)

      • ሓድሽ ፍጥረት (15)

    • መደምደምታ (17, 18)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ