ትሕዝቶ
ጥር-መጋቢት 2001
ንዝሰማዕካዮ ዘበለ ዅሉ ክትኣምን ይግብኣካዶ፧
ኵላትና መዓልቲ መዓልቲ ብብዝሒ ሓበሬታ ንድብደብ ኢና። ሓበሬታ ከመይ ዝበለ እተፈላለየ መልክዕ ኢዩ ዝሕዝ፧ ነቲ ሓቂ ካብ ሓሶት ብኸመይ ክትመምዮ ምኸኣልካ፧
30 ካብ ከባቢ ዓለም
ፍሽኽታ—ጽቡቕ ኢዩ! 23
ፍሽኽታ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ዘገድስ ክኸውን ይኽእልዶ ኢዩ፧
መንፈስ ጭንቀት ከም ዘሎኒ ንኻልእ ሰብዶ ኽነግር ይግብኣኒ ኢዩ፧ 27
ብዙሓት መንእሰያት ምስጢሮም ንመን ከካፍልዎ ከም ዘለዎም ንምውሳን ይሕርብቶም።