ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g 2/13 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2013
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2013
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2013
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2013
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2013
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2013
g 2/13 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ለካቲት 2013

© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ኣብዛ ሕታም እዚኣ ገበር ስደት​—ሕልምን ጋህድን 6-9

3 ካብ ከባቢ ዓለም

4 ንስድራ ቤት

ንቘየቛ ብኸመይ ደው ከም እተብሎ

10 ቃለ መጠይቕ

ሓደ ነዳፊ ሮቦት ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ

12 ከመይ ይመስል ነበረ፧

ፕላቶ

14 ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ስኡናት

16 ተነዲፉ ድዩ፧

ጭራ እቲ ኣጌማ ዚብሃል ጠበቕ

ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ

www.pr418.com

መንእሰያት

መንእሰያት ዚሓትዎ

ብዛዕባ እቲ ብሞባይል ዚለኣኽ መልእኽቲ እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧

ነቲ ብሞባይል ዚለኣኽ መልእኽቲ ብጥበብ እንተ ተጠቒምካሉ፡ ምስ ካልኦት ንኽትራኸብ ዜኽእለካ ጠቓሚ ንዋት ኪኸውን ይኽእል እዩ። ብሸለልትነት እንተ ተጠቒምካሉ ግና፡ ንዕርክነትካን ንስምካን ኬበላሽዎ ይኽእል እዩ። ንመን ከም እትልእከሉን እንታይ ኢልካ ኸም እትልእኽን መዓስ ከም እትልእኽን ንኽትፈልጥ ዜኽእለካ ነጥብታት ርአ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/TEENAGERS ርአ)

ቈልዑ

ስእልታት ዘለዎ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብበሎም። ነቲ ንጥፈታት ዝሓዘ ገጻት፡ ደቅኻ ነቲ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኼስፍሑሉ ተጠቐመሉ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/CHILDREN ርአ)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ