ትሕዝቶ
መጋቢት 2013
© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.
ገበር፦ ፉዕ ኣቦ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ 4-7
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ዚሓትዎ
ሎሚ ጽባሕ ምባል ክሓድጎ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧
ኵሉ ግዜ ነቲ ኣብ ቤት ዝወሃበካ ዕዮን ናይ ትምህርትኻ ዕዮ ገዛን ኣብ ኣፉን ዕርበቱን ምውዳእ ንሓይልኻ ይጽንቅቖ ድዩ፧ ከምኡ እንተ ዀይኑ፡ ሎሚ ጽባሕ ምባል ክትሓድጎ ኣሎካ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ዕዮ እኳ እንተ በዝሓካ፡ ወይ እውን ንኽትዓይዮ እኳ እንተ ዘይተለዓዓልካ፡ ወይ ከኣ ብስራሕ ትሑዝ እኳ እንተ ዀንካ፡ ክትሕግዘካ እያ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ነዚ ብስእሊ እተደገፈ ዛንታ ኣንብቦ። ነቲ ንጥፈት ተጠቒምካ ድማ፡ ደቅኻ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኺሰፍሕ ሓግዞም።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/CHILDREN ርአ)