ትሕዝቶ
ሰነ 2013
© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.
ገበር፦ እምብዛ ብዙሕ ዲና እንዕድግ ዘለና፧ 8-11
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ዚሓትዎ
ብትርኢተይ እምብዛ ድየ ዝጭነቕ፧
ሰሪና ዝስማ ጐርዞ፡ “መስትያት ክርኢ ኸለኹ፡ ሃዝራጥን ክፍእትን ሰብ እያ እትርኣየኒ። ክብደት ምእንቲ ኽንኪ ኢለ፡ ንገዛእ ርእሰይ አጥሚ ነበርኩ” በለት። መልክዕካ ዘይፍተወካ እንተ ዀይኑ፡ ሚዛናዊ ኣረኣእያ ኺህልወካ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ነዚ ብስእሊ እተደገፈ ዛንታ ኣንብቦ። ነቲ ንጥፈት ተጠቒምካ ድማ፡ ደቅኻ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኺሰፍሕ ሓግዞም።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/CHILDREN ርአ)