ትሕዝቶ
ለካቲት 2015
© 2015 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር
መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ እውን ይዓዪ ድዩ፧
ንዅሉ ዚጠቅምን ግዜ ዘይሓልፎን ስርዓታት—ሓቀኛነት
ንዅሉ ዚጠቅምን ግዜ ዘይሓልፎን ስርዓታት—ርእሰ ግትኣት
ንዅሉ ዚጠቅምን ግዜ ዘይሓልፎን ስርዓታት—ተኣማንነት
ንዅሉ ዚጠቅምን ግዜ ዘይሓልፎን ስርዓታት—ፍቕሪ
ገጽ 3-7
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
ምስ ኣዕሩኽካ ብኢንተርነት ክትራኸብ ከለኻ፡ ክትሕጐስ ትኽእል ኢኻ፣ ግናኸ ተጠንቀቕ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ)
ቪድዮ
ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ፡ ካሌብን ሶፍያን ነቲ ንኻልኦት ምሃብ ዘለዎ ጥቕሚ ኺምሃሩ ኸለዉ ርአ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ)