ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • le ገጽ 4-5
  • መን ፈጠረካ?

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መን ፈጠረካ?
  • ኣብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ክፍሊ 3
    ንኣምላኽ ስምዓዮ
  • ሰብ ስለምንታይ ይመውት?
    ኣብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!
  • ኣብ ገነት፡ ህይወት ከመይ ይመስል ነበረ፧
    ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ
  • ካብቶም ናይ መጀመርታ ሰብኣይን ሰበይትን ትምህርቲ ክንወስድ ንኽእል ኢና
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
ዝያዳ ርአ
ኣብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!
le ገጽ 4-5

መን ፈጠረካ ?

1 ኣምላኽ ሰማይን ምድርን ገበረ ። — ዘፍጥረት 1 : 1

2 ኣምላኽ ስም ኣሎዎ ። ስሙ ኸኣ የሆዋ እዩ ።— መዝሙር 83 : 18 ብእንግሊዝኛ

የሆዋ ኣብ ሰማይ ይነብር ። መንፈስ እዩ ። ክትርእዩዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም ።— ኢሳይያስ 66:1 ፤ ዮሃንስ 1 : 18፤ ዮሃንስ 4:24

3 የሆዋ ኣምላኽ ኣብ ሰማይ ብዙሓት መላእኽቲ ፈጢሩ እዩ ። ንሳቶምውን መንፈሳውያን እዮም ። ኩሎም ፍጹማት እዮም ነይሮም ። ቅድም ሓድሓደ ጊዜ መልክዕ ሰብ ለቢሶም ንሰባት ክርእዩዎም ይኽእሉ ነይሮም ።— እብራውያን 1 : 7

4 የሆዋ ቅድሚ ሰብ ምፍጣሩ ኣቐዲሙ እንስሳታት ፈጠረ ።— ዘፍጥረት 1 : 25

5 የሆዋ ኣዳም ዝበሃል ሰብኣይን ሄዋን እትብሃል ሰበይቱን እውን ፈጠረ ።— ዘፍጥረት 1 : 27

ኣምላኽ ኣብ ሓንቲ ጽብቕቲ ገነት (ስፍራ ኣታኽልቲ ) ኣቐመጦም ። ንኣዳም ሓንቲ ሰበይቲ ጥራይ ገበረሉ ። እቲ ሰብኣይ ከኣ ምስታ ሰበይቱ ጥራይ ኪነብር ነበሮ ።— ዘፍጥረት 2 : 8, 21, 22, 24

6 ሰብ ነፍሲ እዩ ።— ዘፍጥረት 2 : 7

7 እንስሳታት ነፍሲ እዮም ።— ዘፍጥረት 1 : 24

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ