ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • snnw መዝሙር 144
  • ህይወት ነድሕን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ህይወት ነድሕን
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ህይወት ነድሕን
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ክትባረኽ ተኣዘዝ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ፍሉይ ጥሪት
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
snnw መዝሙር 144

መዝሙር 144

ህይወት ነድሕን

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ህዝቅኤል 3:17-19)

  1. ከየብቅዐ

    ዓመት ጽቡቕ ፍቓድ ኣምላኽና፡

    ጥፍኣት ከየርከበ

    ንኣውጅ ከሎ ገና።

    (ኣዝማች)

    ህይወት ነድሕን፡ ነጠንቅቆም፡

    ሓልዮት ነርኢ ንዅሎም፣

    ከነድሕና ንህይወትና፡

    ንዅሎም ኣህዛብ ንንገሮም፡

    ንንገሮም።

  2. ብትግሃት

    ንስበኸሎም መታን ኪጥንቀቑ፡

    ሃየ ንለምኖም

    ምስ ኣምላኽ ኪዕረቑ።

    (ኣዝማች)

    ህይወት ነድሕን፡ ነጠንቅቆም፡

    ሓልዮት ነርኢ ንዅሎም፣

    ከነድሕና ንህይወትና፡

    ንዅሎም ኣህዛብ ንንገሮም፡

    ንንገሮም።

    (መሰጋገሪ)

    ህጹጽ’ዩ፡ ኣገዳሲ፡

    ወሳኒ ንድሕነት ሰባት፣

    ንንገሮም፡ ነስተምህሮም፡

    ኪድሕኑ፡ ኪረኽቡ ህይወት።

    (ኣዝማች)

    ህይወት ነድሕን፡ ነጠንቅቆም፡

    ሓልዮት ነርኢ ንዅሎም፣

    ከነድሕና ንህይወትና፡

    ንዅሎም ኣህዛብ ንንገሮም፡

    ንንገሮም።

(2 ዜና 36:15፣ ኢሳ. 61:2፣ ህዝ. 33:6፣ 2 ተሰ. 1:8 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ