ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧
ኣበይ ይመስለካ፧
ኣብ ስነ ፍልጠት
ኣብ ፍልስፍና
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ
ሓደ ኻብቶም ጸሓፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኣምላኽ ከምዚ በሎ፦
“ኣእምሮ ሃበኒ። . . . ቃልካ ሓቂ እዩ።”—መዝሙር 119:144, 160፡ ትርጉም ሓዳስ ዓለም።
መጽሓፍ ቅዱስ ብሚልዮናት ንዚቝጸሩ ሰባት ሕቶታቶም ይምልሰሎም እዩ።
ንስኻኸ ሓደ ኻባታቶም ክትከውን ትደሊዶ፧
jw.org ዚብሃል ወብ ሳይት ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።
ኣብ ኢንተርነት ኣንብብ
መጽሓፍ ቅዱስ ብኣማእታት ቋንቋታት ይርከብ
መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
ንስድራ ቤት
መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታት ርአ
ንቘልዑ ዚኸውን ትምህርትታትን መዝሙራትን
ንመንእሰያት ዚኸውን ምኽሪ
እምነት ብግብሪ
ሕታማት ኣራግፍ
ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ ብሮሹር
መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን
ካብዚ ኣብ ታሕቲ ቐሪቡ ዘሎ ኣገዳሲ ሕቶታት፡ ብዝያዳ ዜተሓሳስበካ ኣየናይ እዩ፧
ትርጉም ህይወት እንታይ እዩ፧
ንዜጋጥመና መከራ ዚሕተተሉ ኣምላኽ ድዩ፧
ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧
ብዛዕባ እዚ ሕቶታት እዚ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ መልሲ ኣብ jw.org/ti ርአ።
(ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ርአ)