ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • lfb ገጽ 38-39
  • መእተዊ 4ይ ክፋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ 4ይ ክፋል
  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መእተዊ መበል 11 ኽፋል
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ስድራ ቤቱ ዘዕቈበን ዝናበየን ጽኑዕ ኣቦ
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
  • “እቲ ፈራድ ኵላ ምድሪ” ወትሩ ቕኑዕ ዘበለ ይገብር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ንስድራኡ ዜዕቍብን ዚናብን ጽኑዕ ኣቦ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
lfb ገጽ 38-39
ሙሴን እስራኤላውያንን ቀይሕ ባሕሪ ኺምቀል ከሎ ይርእይዎ

መእተዊ 4ይ ክፋል

እዚ ኽፋል እዚ ምስ ዮሴፍን እዮብን ሙሴን እስራኤላውያንን የላልየና። ድያብሎስ ንዅላቶም ብዙሕ መከራ ኣውሪዱሎም እዩ። ገሊኣቶም ኣደዳ ግፍዕን ማእሰርትን ባርነትን ሞትን ኰይኖም እዮም። የሆዋ ግና ብእተፈላለየ መገድታት ኣዕቊብዎም እዩ። ወላዲ እንተ ዄንካ፡ እዞም ኣገልገልቲ ኣምላኽ እዚኦም መከራ እናኣሕለፉ ኽነሶም ከመይ ገይሮም እምነቶም ከም ዘየጥፍኡ ንደቅኻ ኣረድኣዮም።

የሆዋ ኻብ ኵሎም ኣማልኽቲ ግብጺ ኸም ዚሕይል ኼርኢ ኢሉ፡ ዓሰርተ መዓት ተጠቒሙ እዩ። የሆዋ ንህዝቡ ኣብ ዝሓለፈ እዋናት ብኸመይ ከም ዘዕቈቦም፡ ሎሚ እውን ብኸመይ ከም ዜዕቍቦም ኣጕልሕ።

ቀንዲ ትምህርቲ

  • ዮሴፍ ንየሆዋ የፍቅሮ ስለ ዝነበረ፡ ምምንዛር ኣበየ

  • እዮብ ብምኽንያት እቲ ብርቱዕ መከራኡ ኻብ የሆዋ ኣይረሓቐን

  • ሙሴ ኣብ ዝኸዶ ኸይዱ ኣገልጋሊ ኣምላኽ ምዃኑ ፈጺሙ ኣይረስዐን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ