ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • lfb ገጽ 160-161
  • መእተዊ መበል 11 ኽፋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ መበል 11 ኽፋል
  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መእተዊ መበል 13 ኽፋል
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • መእተዊ 4ይ ክፋል
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • የሱስ ክርስቶስ መን እዩ፧
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
  • መእተዊ መበል 12 ኽፋል
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
lfb ገጽ 160-161
ዮሴፍ ንየሱስ ዕዮ ጽርበት የሰልጥኖ፣ ማርያም ድማ ምስ ኣሕዋትን ኣሓትን የሱስ ብሓባር ትርአ

መእተዊ መበል 11 ኽፋል

እዚ ኽፋል እዚ ንክርስትያናዊ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ የፋልጠና። የሱስ ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ኸተማ ኻብ ዚነብሩ ትሑታት ስድራ ቤት ተወልደ። ምስቲ ጸራቢ ዝነበረ ኣቦኡ እውን ይዓዪ ነበረ። የሱስ ንደቂ ሰብ ኬድሕን እዩ መጺኡ። የሆዋ ኸኣ ንዕኡ፡ ንጉስ መንግስተ ሰማያት ኪኸውን ሓረዮ። ወላዲ እንተ ዄንካ፡ የሆዋ ነቲ የሱስ ዚዓብየሉ ስድራ ቤትን ሃዋህውን ከመይ ገይሩ ተጠንቂቑ ኸም ዝመረጾ ንውሉድካ ኣረድኣዮ። የሆዋ ንየሱስ ካብቲ ሄሮድስ ኪቐትሎ ዝገበሮ ጻዕሪ ብኸመይ ከም ዘዕቈቦን ንዕላማ የሆዋ ደው ኬብሎ ዚኽእል ነገር ከም ዘየልቦን ከኣ ግለጸሉ። የሆዋ ንዮሃንስ፡ ንየሱስ መገዲ ኼዳልወሉ ብኸመይ ከም ዝመደቦ ድማ ምሃሮ። የሱስ ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ ጥበብ የሆዋ ብኸመይ ይፈቱ ኸም ዝነበረ እውን ኣጕልሓሉ።

ቀንዲ ትምህርቲ

  • ወትሩ ንስርዓት የሆዋ እሙን ኩን

  • እቲ ሓያል ወዲ ኣምላኽ ዝዀነ የሱስ ኣብ ምድሪ ሕጻን ኰይኑ ኺውለድ ፍቓደኛ ዀነ

  • ዮሃንስ መጥምቕ ንሰባት፡ ብዛዕባ ምምጻእ መሲሕ ኬዳልዎም ኢሉ ብትሕትና ኣገልገለ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ