ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • lfb ገጽ 202-203
  • መእተዊ መበል 13 ኽፋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ መበል 13 ኽፋል
  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መእተዊ መበል 11 ኽፋል
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • መእተዊ መበል 12 ኽፋል
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • መእተዊ 3ይ ክፋል
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ትንሳኤ የሱስ ብኸመይ ይጸልወና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
lfb ገጽ 202-203
የሱስ ኣእጋር ሃዋርያቱ ይሓጽብ

መእተዊ መበል 13 ኽፋል

የሱስ ህይወቱ ንዘይፍጹማት ሰባት ኣሕሊፉ ምእንቲ ኺህብ እዩ ናብ ምድሪ መጺኡ። ዋላ እኳ እንተ ሞተ፡ ንዓለም ሰዓራ። የሆዋ ኸኣ ንወዱ እሙን ስለ ዝዀነ፡ ካብ ምዉታት ኣተንስኦ። የሱስ ድማ ክሳዕ ሞቱ፡ ብትሕትና ንሰባት ኣገልገለ፡ ንጌጋታቶም ይቕረ እውን በለሎም። ድሕሪ ትንሳኤኡ ኸኣ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ተራእዮም። ነቲ ዝሃቦም ኣገዳሲ ዕዮ ኸመይ ገይሮም ከም ዚዓይይዎ ድማ መሃሮም። ወላዲ እንተ ዄንካ፡ ሎሚ ኣብዚ ዕዮ እዚ እጃም ከም ዘሎና ንውሉድካ ኣረድኣዮ።

ቀንዲ ትምህርቲ

  • የሆዋ ኺፈትሖ ዘይክእል ጸገም የልቦን

  • ከምቲ የሱስ ዝገበሮ፡ ንስኻ እውን ንሰባት ንምግልጋልን ንምሕጋዝን ፍቓደኛ ኹን

  • ናይ ሓቂ ክርስትያናት በታ ንሓድሕዶም ዘላቶም ፍቕሪ ይልለዩ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ