ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • lfb ገጽ 174-175
  • መእተዊ መበል 12 ኽፋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ መበል 12 ኽፋል
  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣምላኽ ብዛዕባ ዚሰምዖ ጸሎት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ‘ጐይታይ: ምጽላይ ምሃረና’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ፡ እቲ ሓቂ እንታይ እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2020
  • ናብ የሱስ ክንጽሊ ይግባእ ድዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
ዝያዳ ርአ
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
lfb ገጽ 174-175
የሱስ ንዓበይትን ንቘልዑን ይምህር

መእተዊ መበል 12 ኽፋል

የሱስ ንሰባት ብዛዕባ መንግስተ ሰማያት መሃሮም። ብተወሳኺ ድማ፡ ስም ኣምላኽ ኪቕደስን መንግስቱ ኽትመጽእን ፍቓዱ ኣብ ምድሪ ኪኸውንን ኪጽልዩ መሃሮም። ወላዲ እንተ ዄንካ፡ እዚ ጸሎት እዚ እንታይ ትርጉም ከም ዘለዎ ንውሉድካ ግለጸሉ። የሱስ ንሰይጣን፡ ተኣማንነቱ ኸም ዜበላሹ ኺገብሮ ኣይፈቐደሉን። ድሕርዚ፡ የሱስ ሃዋርያቱ ሓረየ፡ ንሳቶም ከኣ መስረትቲ ኣባላት መንግስቲ ኣምላኽ ዀኑ። የሱስ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ቕንኣት ነበሮ። ንሰባት ኪሕግዝ ይደሊ ስለ ዝነበረ፡ ሕሙማት ኣሕወየ፡ ጥሙያት መገበ፡ ምዉታት እውን ኣተንስአ። ብዅሉ እዚ ተኣምራት እዚ ኣቢሉ ኸኣ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ እንታይ ከም እትገብረሎም ኣርኣየ።

ቀንዲ ትምህርቲ

  • የሱስ ንሰዓብቱ፡ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ኪሰብኩን ደቀ መዛሙርቲ ኺገብሩን ዕዮ ሃቦም

  • ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻ ቕድሚ ምጽላይካ፡ ብዛዕባ እቲ ምስ የሆዋ ዚተሓሓዝ ጕዳያት ጸሊ

  • ካብ ልቢ ብናጻ ይቕረ በል፣ ንሰባት እውን ከምቲ ኺገብሩልካ እትደልዮም ግበረሎም

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ