ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • lfb ገጽ 136-137
  • መእተዊ 10ይ ክፋል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መእተዊ 10ይ ክፋል
  • ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እምነቶም ከቢድ ፈተና ኣሕሊፋ
    ንትንቢት ዳንኤል ኣቕልበሉ!
  • ኣምላኽካ መን እዩ፧
    ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር
  • ኣይሰገዱን
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ኣይሰገዱን
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
lfb ገጽ 136-137
ንጉስ ኣሓሽዌሮስ ንንግስቲ ኣስቴር ዘንጉ ይዝርግሓላ

መእተዊ 10ይ ክፋል

የሆዋ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ንጉስ እዩ። ቅድሚ ሕጂ ኻብ ቍጽጽሩ ወጻኢ ዝዀነ ኣይነበረን፣ ብሕጂ እውን ኣይኪህሉን እዩ። ንኣብነት፡ ንኤርምያስ ካብቲ ኺመውት እተደርበየሉ ጕድጓድ ኣድሒንዎ እዩ። ንሲድራቅን ንሚሳቅን ንዓብድ-ኔጎን ድማ ካብ ጕሁር እቶን ሓዊ ኣድሒንዎም እዩ። ንዳንኤል ከኣ ካብ ኣፍ ኣናብስ ኣድሒንዎ እዩ። የሆዋ ንኣስቴር ስለ ዘዕቈባ፡ ንሳ ንብዘሎ ህዝባ ኸተድሕን ክኢላ እያ። የሆዋ፡ እከይ ንሓዋሩ ኪቕጽል ኣይፈቅድን እዩ። ትንቢታት እቲ ዓብዪ ምስልን እታ ዓባይ ኦምን፡ መንግስቲ የሆዋ ኣብ ቀረባ ግዜ ንዅሉ እከይ ካብ ምድሪ ኸም እተወግድን ንምድሪ ኸም እትገዝኣን ውሕስነት ይህበና እዩ።

ቀንዲ ትምህርቲ

  • መንግስቲ የሆዋ ኻብ ዝዀነ ሰብኣዊ መንግስቲ ኣጸቢቓ ትሕይል

  • ኣብ ዝሃለና ንሃሉ፡ ከም ኣስቴርን ዳንኤልን ቅኑዕ ዘበለ ኽንገብር ኣሎና

  • ጽንኩር ኵነታት ኬጋጠመና ኸሎ፡ ከም ኤርምያስን ነህምያን ምሉእ ብምሉእ ኣብ የሆዋ ንወከል

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ