ኣኼባ ወረዳ ናይ የሆዋ መሰኻኽር
መደብ 2016-2017
ፍረ ነገር፦ ንየሆዋ ዘላትኩም ፍቕሪ ዓቅቡ! —ማቴ. 22:37።
ቅድሚ ቐትሪ
9:40 ሙዚቃ
3:50 መዝሙር ቍ. 50ን ጸሎትን
10:00 ነታ ዓባይ ትእዛዝ ዘክርዋ
10:15 ንዓለም ዘይኰነስ፡ ንኣምላኽ ኣፍቅሩ
10:30 “ንስም የሆዋ ኼፍቅሩ” ምሃርዎም
10:55 መዝሙር ቍ. 112ን ምልክታታትን
11:05 “እቲ ንኣምላኽ ዜፍቅር፡ ንሓዉ እውን ኬፍቅሮ” ይግባእ
11:35 ወፈያን ጥምቀትን
12:05 መዝሙር ቍ. 34
ድሕሪ ቐትሪ
1:20 ሙዚቃ
1:30 መዝሙር ቍ. 73
1:35 ተመክሮታት
1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:15 ኣቱም ወለዲ፡ ንውሉዳትኩም ንየሆዋ ኼፍቅሩ ምሃርዎም
2:30 ኣቱም መንእሰያት፡ የሆዋ ናይ ቀረባ ዓርክኹም ከም ዝዀነ ኣርእዩ
2:45 መዝሙር ቍ. 106ን ምልክታታትን
2:55 ‘ነታ ቐዳመይቲ ፍቕርኹም’ ኣይተጥፍእዋ
3:55 መዝሙር ቍ. 3ን ጸሎትን