ኣኼባ ወረዳ ናይ የሆዋ መሰኻኽር
መደብ 2016-2017
ፍረ ነገር፦ ኣብ የሆዋ ዘላትኩም እምነት ኣዕብዩ!—እብ. 11:6።
ቅድሚ ቐትሪ
9:30 ሙዚቃ
9:40 መዝሙር ቍ. 12ን ጸሎትን
9:50 ኣብ ዝዀነ ይኹን ኵነታት፡ “ብኣምላኽ እመኑ”
10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣብ የሆዋ ንዘላትና እምነት ዜደልድል ስእላዊ ቓላት
ዋልታ
ኣቦ
ከውሒ
ጓሳ
11:05 መዝሙር ቍ. 22ን ምልክታታትን
11:15 “እምነት ኣብ ዚጐድለኒ ርድኣኒ!”
11:30 ወፈያን ጥምቀትን
12:00 መዝሙር ቍ. 7
ድሕሪ ቐትሪ
1:10 ሙዚቃ
1:20 መዝሙር ቍ. 54ን ጸሎትን
1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ናይ ሓቂ እምነት እንታይ እያ፧ ብኸመይከ እያ እትርአ፧
2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:30 መዝሙር ቍ. 30ን ምልክታታትን
2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ነቲ ብቐሊሉ ዚሓላልኸና ሓጢኣት ንቐንጥጥ”
የሆዋ ንእከይ ኬጥፍኦ እዩ
የሆዋ ዜድልየኩም ዘበለ ኼማልኣልኩም እዩ
የሆዋ ንምዉታት ኬተንስኦም እዩ
3:40 ዓስቢ ናይ ሓቂ እምነት ዕጸዱ
4:15 መዝሙር ቍ. 43ን ጸሎትን