“እመኑ”!
ቅድሚ ቐትሪ
9:30 ሙዚቃ
9:40 መዝሙር ቍ. 118ን ጸሎትን
9:50 “እመኑ”!—ብኸመይን ስለምንታይን፧
10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነቶም ዚኣምኑ ምሰልዎም
• ይስሃቅን ርብቃን
• ኣስቴር
• ጢሞቴዎስ
11:05 መዝሙር ቍ. 60ን ምልክታታትን
11:15 ‘ኣሚንና፣ ስለዚ፡ ተዛሪብና’
11:30 ወፈያን ጥምቀትን
12:00 መዝሙር ቍ. 52
ድሕሪ ቐትሪ
1:10 ሙዚቃ
1:20 መዝሙር ቍ. 9ን ጸሎትን
1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ በቲ “ኺሕሱ ዘይክእል ኣምላኽ” እመኑ
2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
2:30 መዝሙር ቍ. 54ን ምልክታታትን
2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ መዓልቲ መዓልቲ ‘ብእምነት ተመላለሱ’
• “ኣይትጨነቑ”
• “ንግዜኹም ብዝበለጸ ተጠቐሙሉ”
• ‘ካብ ዓለም ኣይትኹኑ’
3:40 “የሆዋ ነቶም ናቱ ዘበሉ ይፈልጦም እዩ”
4:15 መዝሙር ቍ. 7ን ጸሎትን