ሰንበት
“ትባዕ፡ ልብኻ እውን ኣበርትዕ። እወ፡ ብየሆዋ ተስፋ ግበር”—መዝሙር 27:14
ቅድሚ ቐትሪ
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
9:30 መዝሙር ቍ. 73ን ጸሎትን
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ትብዓት ዚሓትት ናይ መጻኢ ፍጻመታት
ኣዋጅ “ሰላምን ደሓንን!” (1 ተሰሎንቄ 5:2, 3)
ጥፍኣት ዓባይ ባቢሎን (ራእይ 17:16, 17)
ከም በረድ ዝኣመሰለ መልእኽቲ ምእዋጅ (ራእይ 16:21)
ጎግ ብዓል ማጎግ ዚፍንዎ መጥቃዕቲ (ህዝቅኤል 38:10-12, 14-16)
ኣርማጌዶን (ራእይ 16:14, 16)
ዓብዪ ዳግመ ህንጸት (ኢሳይያስ 65:21)
11:10 መዝሙር ቍ. 8ን ምልክታታትን
11:20 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ተስፋ ትንሳኤ የትብዓና—ብኸመይ፧ (ማርቆስ 5:35-42፣ ሉቃስ 12:4, 5፣ ዮሃንስ 5:28, 29፣ 11:11-14)
11:50 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
12:20 መዝሙር ቍ. 151ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
1:45 መዝሙር ቍ. 5
1:50 ፊልም፦ ዛንታ ዮናስ—ትምህርቲ ትብዓትን ምሕረትን (ዮናስ 1-4)
2:40 መዝሙር ቍ. 71ን ምልክታታትን
2:50 ካብቶም ኣንጻርና ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ! (ዘዳግም 7:17, 21፣ 28:2፣ 2 ነገስት 6:16፣ 2 ዜና መዋእል 14:9-11፣ 32:7, 8, 21፣ ኢሳይያስ 41:10-13)
3:50 መዕጸዊ መዝሙርን ጸሎትን