ዓርቢ
“ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ ኻብ ኣምላኽ ተማሂርኩም ኢኹም”—1 ተሰሎንቄ 4:9
ቅድሚ ቐትሪ
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
9:30 መዝሙር ቍ. 105ን ጸሎትን
9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ “ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን እያ”—ስለምንታይ፧ (ሮሜ 8:38, 39፣ 1 ቈረንቶስ 13:1-3, 8, 13)
10:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣብ ዚፈሽል ከይትውከሉ ተጠንቀቑ!
ሃብቲ (ማቴዎስ 6:24)
ቦታን ዝናን (መክብብ 2:16፣ ሮሜ 12:16)
ሰብኣዊ ጥበብ (ሮሜ 12:1, 2)
ብርታዐን ጽባቐን (ምሳሌ 31:30፣ 1 ጴጥሮስ 3:3, 4)
11:05 መዝሙር ቍ. 40ን ምልክታታትን
11:15 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ የሆዋ ብተኣማንነት የፍቅሮ ነበረ (ዘፍጥረት 37:1-36፣ 39:1–47:12)
11:45 የሆዋ ነቶም ንወዱ ዜፍቅሩ ዘበሉ የፍቅሮም (ማቴዎስ 25:40፣ ዮሃንስ 14:21፣ 16:27)
12:15 መዝሙር ቍ. 20ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
1:25 ሙዚቃዊ ቪድዮ
1:35 መዝሙር ቍ. 107
1:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን
ዋላ እኳ ፍቕሪ ኣብ ዘይብሉ ኣተዓባብያ (መዝሙር 27:10)
ዋላ እኳ ኣብ ኣጸጋሚ ስራሕ (1 ጴጥሮስ 2:18-20)
ዋላ እኳ ኣብ ሕማቕ ቤት ትምህርቲ (1 ጢሞቴዎስ 4:12)
ዋላ እኳ ሕዱር ጸገም ጥዕና እናሃለወ (2 ቈረንቶስ 12:9, 10)
ዋላ እኳ ድኽነት እናሃለወ (ፊልጲ 4:12, 13)
ዋላ እኳ ተቓውሞ ስድራ ቤት እናሃለወ (ማቴዎስ 5:44)
2:50 መዝሙር ቍ. 141ን ምልክታታትን
3:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ ይገልጽ
ሰማያት (መዝሙር 8:3, 4፣ 33:6)
ምድሪ (መዝሙር 37:29፣ 115:16)
ኣትክልቲ (ዘፍጥረት 1:11, 29፣ 2:9, 15፣ ግብሪ ሃዋርያት 14:16, 17)
እንስሳታት (ዘፍጥረት 1:27፣ ማቴዎስ 6:26)
ሰብነትና (መዝሙር 139:14፣ መክብብ 3:11)
3:55 “የሆዋስ ንዜፍቅሮ እዩ ዚግስጾ” (እብራውያን 12:5-11፣ መዝሙር 19:7, 8, 11)
4:15 ‘ፍቕሪ ልበሱ’ (ቈሎሴ 3:12-14)
4:50 መዝሙር ቍ. 130ን መዕጸዊ ጸሎትን