ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm20 ገጽ 4-5
  • ቀዳም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቀዳም
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2019
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2018
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
CO-pgm20 ገጽ 4-5
ስእልታት፦ 1. ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ፍሽኽ እናበሉ ይኸዱ። ንሓደ ኣብ ዓረብያ ስንኩላን ዘሎ ሓው ድማ ይደፍኣሉ። 2. ሓደ ናይ የሆዋ ምስክር ንሓደ ስዓቢ እምነት ኣሚሽ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ የዘራርቦ። 3. ነህምያ።

ቀዳም

“ብቕዱስ ስሙ ተመክሑ። ልቢ እቶም ንየሆዋ ዚደልይዎ ይተሓጐስ”​—መዝሙር 105:3

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 53ን ጸሎትን

  • 9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐሱ—ክእለትኩም ኣመሓይሹ

    • • ሕቶታት ብምሕታት (ያእቆብ 1:19)

    • • ቃል ኣምላኽ ኪዓዪ ብምፍቃድ (እብራውያን 4:12)

    • • ቀንዲ ነጥብታት ብምሳሌ ብምብራህ (ማቴዎስ 13:34, 35)

    • • ብውዕዉዕ ስምዒት ብምምሃር (ሮሜ 12:11)

    • • ድንጋጽ ብምርኣይ (1 ተሰሎንቄ 2:7, 8)

    • • ልቢ ብምትንካይ (ምሳሌ 3:1)

  • 10:50 መዝሙር ቍ. 58ን ምልክታታትን

  • 11:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐሱ—ሓገዝ የሆዋ ተቐበሉ

    • • ናውቲ ምርምር (1 ቈረንቶስ 3:9፣ 2 ጢሞቴዎስ 3:16, 17)

    • • ኣሕዋትና (ሮሜ 16:3, 4፣ 1 ጴጥሮስ 5:9)

    • • ጸሎት (መዝሙር 127:1)

  • 11:45 ጥምቀት፦ ጥምቀትኩም ናብ ሓጐስ ዚመርሓኩም ብኸመይ እዩ፧ (ምሳሌ 11:24፣ ራእይ 4:11)

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 79ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 76

  • 1:50 ኣሕዋትና ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ይሕጐሱ ኣለዉ

    • • ኣብ ኣፍሪቃ

    • • ኣብ እስያ

    • • ኣብ ኤውሮጳ

    • • ኣብ ሰሜን ኣመሪካ

    • • ኣብ ኦሽያንያ

    • • ኣብ ደቡብ ኣመሪካ

  • 2:35 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ሓግዝዎም

    • • ብመንፈሳዊ መዳይ ንርእሶም ኪምግብዋ (ማቴዎስ 5:3፣ ዮሃንስ 13:17)

    • • ኣብ ኣኼባታት ኪእከቡ (መዝሙር 65:4)

    • • ካብ ሕማቕ ዕርክነት ኪርሕቁ (ምሳሌ 13:20)

    • • ርኹስ ልማዳት ኬሰንፉ (ኤፌሶን 4:22-24)

    • • ምስ የሆዋ ብሕታዊ ርክብ ኪምስርቱ (1 ዮሃንስ 4:8, 19)

  • 3:30 መዝሙር ቍ. 110ን ምልክታታትን

  • 3:40 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ነህምያ፦ “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”—1ይ ክፋል (ነህምያ 1:1-6:19)

  • 4:15 ሎሚ ደቀ መዛሙርቲ ምግባርና፡ ኣብ ሓዳስ ዓለም ደቀ መዛሙርቲ ኽንገብር የዳልወና (ኢሳይያስ 11:9፣ ግብሪ ሃዋርያት 24:15)

  • 4:50 መዝሙር ቍ. 140ን መዕጸዊ ጸሎት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ