ሰንበት
“ብየሆዋ ኣዝዩ ደስ ይበልካ፣ ንሱ ኸኣ ትምኒት ልብኻ ኺህበካ እዩ”—መዝሙር 37:4
ቅድሚ ቐትሪ
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
9:30 መዝሙር ቍ. 22ን ጸሎትን
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ክንሕጐስ ንኽእል ኢና
• ዋላ እኳ ጭንቂ እናሃለወ (2 ቈረንቶስ 4:8፣ 7:5)
• ዋላ እኳ መስጐጕቲ እናሃለወ (ማቴዎስ 5:11, 12)
• ዋላ እኳ ጥሜት እናሃለወ (ፊልጲ 4:11-13)
• ዋላ እኳ ዕርቃን እናሃለወ (1 ቈረንቶስ 4:11, 16)
• ዋላ እኳ ሓደጋ እናሃለወ (2 ቈረንቶስ 1:8-11)
• ዋላ እኳ ሰይፊ እናሃለወ (2 ጢሞቴዎስ 4:6-8)
11:10 መዝሙር ቍ. 9ን ምልክታታትን
11:20 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ስቓይ ዘይብሉ ሃብቲ ኺርከብ ዚከኣል ብኸመይ እዩ፧ (ምሳሌ 10:22፣ 1 ጢሞቴዎስ 6:9, 10፣ ራእይ 21:3-5)
11:50 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
12:20 መዝሙር ቍ. 84ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
1:40 ሙዚቃዊ ቪድዮ
1:50 መዝሙር ቍ. 62
1:55 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ነህምያ፦ “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”—2ይ ክፋል (ነህምያ 8:1-13:30፣ ሚልክያስ 1:6-3:18)
2:40 መዝሙር ቍ. 71ን ምልክታታትን
2:50 “ብየሆዋ ኣዝዩ ደስ ይበልካ”! (መዝሙር 16:8, 9, 11፣ 37:4)
3:50 ሓዳስ ናይ ፈለማ መዝሙርን መዕጸዊ ጸሎት