ሰንበት
“የሆዋ . . . ሞገስ ኬርእየኩም ብትዕግስቲ ይጽበ ኣሎ”—ኢሳይያስ 30:18
ቅድሚ ቐትሪ
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
9:30 መዝሙር ቍ. 95ን ጸሎትን
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነብያት ኣርኣያ ትዕግስቲ ይዀኑና
• ኤልያስ (ያእቆብ 5:10, 17, 18)
• ሚክያስ (ሚክያስ 7:7)
• ሆሴእ (ሆሴእ 3:1)
• ኢሳይያስ (ኢሳይያስ 7:3)
• ህዝቅኤል (ህዝቅኤል 2:3-5)
• ኤርምያስ (ኤርምያስ 15:16)
• ዳንኤል (ዳንኤል 9:22, 23)
11:05 መዝሙር ቍ. 142ን ምልክታታትን
11:15 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኣምላኽ ምእንታና ገለዶ ይገብር እዩ፧ (ኢሳይያስ 64:4)
11:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
12:15 መዝሙር ቍ. 94ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
1:45 መዝሙር ቍ. 114
1:50 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ “መገድኻ ንየሆዋ ኣማዕቍቦ”—2ይ ክፋል (መዝሙር 37:5)
2:30 መዝሙር ቍ. 115ን ምልክታታትን
2:40 “የሆዋ . . . ሞገስ ኬርእየኩም ብትዕግስቲ ይጽበ ኣሎ” (ኢሳይያስ 30:18-21፣ 60:17፣ 2 ነገስት 6:15-17፣ ኤፌሶን 1:9, 10)
3:40 ሓዳስ ናይ ፈለማ መዝሙርን መዕጸዊ ጸሎትን