ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm23 ገጽ 4-5
  • ቀዳም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቀዳም
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2023
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2017
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2023
CO-pgm23 ገጽ 4-5
ስእልታት፦ ኣብ ናይ ቀዳም መደብ ዚጐልሕ ነገራት። 1. ኣባላት ሓንቲ ስድራ ቤት ተሓጒሶም ብቪድዮ ኮንፈረንስ ይዛራረቡ። 2. ሓደ ንጉስ የስተንትን። 3. ሓደ ኣቦን ወዱን ኣብ ዕዳጋ።

ቀዳም

“ንዅሎም ተዓገስዎም”​—1 ተሰሎንቄ 5:14

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 58ን ጸሎትን

  • 9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ብዓቕሊ ንርእስና ኸም ኣገልገልቲ ኣምላኽ ጌርና ነርኢ ኣለና”

    • • ክንሰብኽ ከለና (ግብሪ ሃዋርያት 26:29፣ 2 ቈረንቶስ 6:4-6)

    • • ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ክንምህር ከለና (ዮሃንስ 16:12)

    • • ንሓድሕድና ኽንተባባዕ ከለና (1 ተሰሎንቄ 5:11)

    • • ሽማግለታት ኴንና ኸነገልግል ከለና (2 ጢሞቴዎስ 4:2)

  • 10:30 ኣቱም ትዕግስቲ እተገብረልኩም፡ ተዓገሱ! (ማቴዎስ 7:1, 2፣ 18:23-35)

  • 10:50 መዝሙር ቍ. 138ን ምልክታታትን

  • 11:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ‘ብዓቕሊ ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ ተዓጋገሱ’

    • • ንዘይኣመንቲ ቤተ ሰብና (ቈሎሴ 4:6)

    • • ንመጻምድትኹም (ምሳሌ 19:11)

    • • ንደቅኹም (2 ጢሞቴዎስ 3:14)

    • • ንዝሓመሙ ወይ ንዝኣረጉ ቤተ ሰብኩም (እብራውያን 13:16)

  • 11:45 ጥምቀት፦ ትዕግስቲ የሆዋ፡ ድሕነትና እዩ! (2 ጴጥሮስ 3:13-15)

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 75ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 106

  • 1:50 ቅጽበታዊ ዕግበት ካብ ምድላይ ክንጥንቀቕ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (1 ተሰሎንቄ 4:3-5፣ 1 ዮሃንስ 2:17)

  • 2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ዕቡይ ዝመንፈሱ ኻብ ምዃንሲዕጉስ ምዃን ይሓይሽ”

    • • ንኣዳም ዘይኰነስ፡ ንኣቤል ምሰልዎ (መክብብ 7:8)

    • • ንኤሳው ዘይኰነስ፡ ንያእቆብ ምሰልዎ (እብራውያን 12:16)

    • • ንቆራሕ ዘይኰነስ፡ ንሙሴ ምሰልዎ (ዘሁልቍ 16:9, 10)

    • • ንሳኦል ዘይኰነስ፡ ንሳሙኤል ምሰልዎ (1 ሳሙኤል 15:22)

    • • ንኣቤሴሎም ዘይኰነስ፡ ንዮናታን ምሰልዎ (1 ሳሙኤል 23:16-18)

  • 3:15 መዝሙር ቍ. 87ን ምልክታታትን

  • 3:25 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ “መገድኻ ንየሆዋ ኣማዕቍቦ”—1ይ ክፋል (መዝሙር 37:5)

  • 3:55 “እናሰጐጉና ብትዕግስቲ ንጻወር” (1 ቈረንቶስ 4:12፣ ሮሜ 12:14, 21)

  • 4:30 መዝሙር ቍ. 79ን መዕጸዊ ጸሎት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ