ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm23 ገጽ 3-8
  • ዓርቢ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዓርቢ
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2023
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2019
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2023
CO-pgm23 ገጽ 3-8
ስእልታት፦ ኣብ ናይ ዓርቢ መደብ ዚጐልሕ ነገራት። 1. ንጉስ ሳኦል፡ ዳዊትን ሰቡን ናብ እተሓብኡሉ በዓቲ ይኣቱ። 2. ናብ ኣገልግሎት ዝወፈሩ ሰብኣይን ሰበይትን። 3. ኢምፐረር ፐንጒናትን ጨቓዊተንን።

Penguins: By courtesy of John R. Peiniger

ዓርቢ

“ፍቕሪ ዓቃል . . . እያ”—1 ቈረንቶስ 13:4

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 66ን ጸሎትን

  • 9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ “ተዓገሱ”—ስለምንታይ፧ (ያእቆብ 5:7, 8፣ ቈሎሴ 1:9-11፣ 3:12)

  • 10:10 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ንዅሉ ገግዜኡ ኣለዎ”

    • • ነቲ የሆዋ ብዛዕባ ግዜ ዘለዎ ኣረኣእያ ነስተንትነሉ (መክብብ 3:1-8, 11)

    • • ዕርክነት ምህናጽ፡ ግዜ ይወስድ (ምሳሌ 17:17)

    • • መንፈሳዊ ዕቤት፡ ግዜ ይወስድ (ማርቆስ 4:26-29)

    • • ሸቶታት ምውቃዕ፡ ግዜ ይወስድ (መክብብ 11:4, 6)

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 143ን ምልክታታትን

  • 11:15 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዳዊት ንየሆዋ ተጸብይዎ (1 ሳሙኤል 24:2-15፣ 25:1-35፣ 26:2-12፣ መዝሙር 37:1-7)

  • 11:45 ንሃብቲ ዓቕሊ ኣምላኽ ኣኽቢርኩም ርኣይዎ (ሮሜ 2:4, 6, 7፣ 2 ጴጥሮስ 3:8, 9፣ ራእይ 11:18)

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 147ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 17

  • 1:50 ነቲ ብትዕግስቲ እተመላለሰ የሱስ ምሰልዎ (እብራውያን 12:2, 3)

  • 2:10 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነቶም ብትዕግስቲ ነቲ ተስፋታት ዚወርስዎ ምሰልዎም

    • • ኣብርሃምን ሳራን (እብራውያን 6:12)

    • • ዮሴፍ (ዘፍጥረት 39:7-9)

    • • እዮብ (ያእቆብ 5:11)

    • • ማርዶካይን ኣስቴርን (ኣስቴር 4:11-16)

    • • ዘካርያስን ኤልሳቤጥን (ሉቃስ 1:6, 7)

    • • ጳውሎስ (ግብሪ ሃዋርያት 14:21, 22)

  • 3:10 መዝሙር ቍ. 11ን ምልክታታትን

  • 3:20 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ፍጥረት ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንግዜ ዘለዎ ኣረኣእያ እንታይ ይምህረና፧

    • • ኣትክልቲ (ማቴዎስ 24:32, 33)

    • • እንስሳታት ባሕሪ (2 ቈረንቶስ 6:2)

    • • ኣዕዋፍ (ኤርምያስ 8:7)

    • • ሓሸራታት (ምሳሌ 6:6-8፣ 1 ቈረንቶስ 9:26)

    • • መጥበውቲ እንስሳታት ምድሪ (መክብብ 4:6፣ ፊልጲ 1:9, 10)

  • 4:20 “ነታ መዓልቲ እቲኣ ወይስ ነታ ሰዓት እቲኣ ኣይትፈልጥዋን ኢኹም” (ማቴዎስ 24:36፣ 25:13, 46)

  • 4:55 መዝሙር ቍ. 27ን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ