ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm21 ገጽ 4-5
  • ቀዳም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቀዳም
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2020
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2019
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2021
CO-pgm21 ገጽ 4-5
ስእልታት፦ 1. ሓንቲ ሓብቲ ምስ ወዳን ጓላን ተዕልል። 2. ክልተ ኣሓት ኣብ እስያ ኣብ ዚርከብ ገጠር ይሰብካ። 3. ዳንኤልን ሰለስተ እብራውያን ብጾቱን ኣብ ቅድሚ ንጉስ ባቢሎን።

ቀዳም

‘ነታ እምነት ተጋደሉ’​—ይሁዳ 3

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 57ን ጸሎትን

  • 9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ እምነት ዘይነበሮም ሰባት፡ እምነት ኬጥርዩ ኸም ዚኽእሉ ኣይትረስዑ!

    • • ሰብ ነነዌ (ዮናስ 3:5)

    • • ብስጋ ኣሕዋት የሱስ (1 ቈረንቶስ 15:7)

    • • ምርኡያት ሰባት (ፊልጲ 3:7, 8)

    • • ዘይሃይማኖተኛታት ሰባት (ሮሜ 10:13-15፣ 1 ቈረንቶስ 9:22)

  • 10:30 በታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ጌርኩም እምነት ህነጹ (ዮሃንስ 17:3)

  • 10:50 መዝሙር ቍ. 67ን ምልክታታትን

  • 11:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ዕዉታት ተጋደልቲ እምነት

    • • ዘይኣመንቲ መጻምድቲ ዘለዎም (ፊልጲ 3:17)

    • • ብሓደ ወላዲ ዚዓብዩ (2 ጢሞቴዎስ 1:5)

    • • ዘይተመርዓዉ ክርስትያናት (1 ቈረንቶስ 12:25)

  • 11:45 ጥምቀት፦ ዚኣምን ናይ ዘለኣለም ህይወት ይረክብ! (ማቴዎስ 17:20፣ ዮሃንስ 3:16፣ እብራውያን 11:6)

  • 12:15 መዝሙር ቍ. 79ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 24

  • 1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣሕዋትና እምነት የርእዩ ኣለዉ

    • • ኣብ ኣፍሪቃ

    • • ኣብ እስያ

    • • ኣብ ኤውሮጳ

    • • ኣብ ሰሜን ኣመሪካ

    • • ኣብ ኦሽያንያ

    • • ኣብ ደቡብ ኣመሪካ

  • 2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ብእምነት ናብ ኣፍ ደገ ዕዮ እተዉ

    • • ሓድሽ ቋንቋ ተምሃሩ (1 ቈረንቶስ 16:9)

    • • ዝያዳ ዓየይቲ ናብ ዜድልዩሉ ግዓዙ (እብራውያን 11:8-10)

    • • ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ንምእታው ኣመልክቱ (1 ቈረንቶስ 4:17)

    • • ኣብ ቲኦክራስያዊ ፕሮጀክት ህንጸት ሓግዙ (ነህምያ 1:2, 3፣ 2:5)

    • • ንዕዮ የሆዋ ‘ኣዋህሊልኩም ኣቐምጡ’ (1 ቈረንቶስ 16:2)

  • 3:15 መዝሙር ቍ. 84ን ምልክታታትን

  • 3:20 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ—1ይ ክፋል (ዳንኤል 1:1-2:49፣ 4:1-33)

  • 4:20 ‘ነታ እምነት ተጋደሉ’! (ይሁዳ 3፣ ምሳሌ 14:15፣ ሮሜ 16:17)

  • 4:55 መዝሙር ቍ. 38ን መዕጸዊ ጸሎት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ