ሰንበት
“እንተ ኣሚንኩም . . . ፡ ከምኡ ኪኸውን እዩ”—ማቴዎስ 21:21
ቅድሚ ቐትሪ
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
9:30 መዝሙር ቍ. 137ን ጸሎትን
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ድልድልቲ እምነት ንዘላተን ደቂ ኣንስትዮ ምሰልወን!
• ሳራ (እብራውያን 11:11, 12)
• ረሃብ (እብራውያን 11:31)
• ሃና (1 ሳሙኤል 1:10, 11)
• እተማረኸት እስራኤላዊት ጓል (2 ነገስት 5:1-3)
• ማርያም ኣደ የሱስ (ሉቃስ 1:28-33, 38)
• ፊንቄኣዊት ሰበይቲ (ማቴዎስ 15:28)
• ማርታ (ዮሃንስ 11:21-24)
• ዘመናውያን ኣብነታት (መዝሙር 37:25፣ 119:97, 98)
11:05 መዝሙር ቍ. 142ን ምልክታታትን
11:15 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ “ብብስራት . . . እመኑ” (ማርቆስ 1:14, 15፣ ማቴዎስ 9:35፣ ሉቃስ 8:1)
11:45 መዝሙር ቍ. 22ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
1:45 መዝሙር ቍ. 126
1:50 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ዳንኤል፦ ምሉእ ህይወቱ ብእምነት ተመላሊሱ—2ይ ክፋል (ዳንኤል 5:1-6:28፣ 10:1-12:13)
2:40 መዝሙር ቍ. 150ን ምልክታታትን
2:45 ብእምነትኩም በርትዑ (ዳንኤል 10:18, 19፣ ሮሜ 4:18-21)
3:45 ሓዳስ ናይ ፈለማ መዝሙርን መዕጸዊ ጸሎትን